• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start
ብህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ህደግኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳል - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Eritrean People’s Democratic Front –EPDF - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - Establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity

Democrasia.Org ደሞክራስያ.ኦርግ፡ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም/ክን

Welcome to Democrasia.Org

 

B›lgñ ©N‹V[ï¥gñ ´}lX „íXqV

 

 ERITREAN PEOPLES DEMOCRATIC FRONT 

الجبهة الديمقراطية الشعبية الإريترية

If you have got problems to read the tigrigna part of our website please

Read more...
 

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

National Congress for Democratic Change

 

 

 

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኽሎም ደረስቲ

ወብሳይትና ኣብ'ዚ ዘለዎ ደረጃ ንምብጻሕ ብዝለገስክምዎ ኣበርክቶ እናመስገንና ንቐጻሊ እውን እቲ መዘና ዘይብሉ ኣስተዋጽኦኻትኩም ከይፍለየና ሓደራ እናበልና እዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ንህብ።

Last Updated ( Monday, 06 April 2009 22:19 ) Read more...
 

ሰነዳት ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ

ህዝባዊ ደሞክራስያዊ መደብ ዕዮ 2007

ፖለቲካዊ መደብ ህደግኤ 2006

Last Updated ( Monday, 06 April 2009 21:24 ) Read more...
 


ብህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ህደግኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳል - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Eritrean People’s Democratic Front –EPDF - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - Establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity


ኣብ መርበብ Online

We have 12 guests online

ኣገዳሲ ቆጸራታት

ኣገዳሲ ሓበሬታ Important Annoucement إعلان هام

Date: Saturday February 4th, 2012
Time: 3:00 pm
Address:
1821 University Ave W, St. Paul, MN, 55104, Third Floor

 
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ

ውጽኢት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምግላጽ
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ንተቐማጦ ካርልስሩሀን ከባቢኣን
ንህዝቢ ወኪሎም ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝተሳተፉን፡ ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ዝዀኑን ብዛዕባ’ቲ ካብ ዕለት 21-30.11.2011 ኣብ ከተማ ኣዋሳ (ኢትዮጵያ) ዝተኻየደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጥን ውጽኢታቱን ንህዝቢ ዝገልጽሉ

 
ምልክታ

 ንጽባሕ   ዓርቢ   ዕለት   13-01-2012   ኣብ   ስመር   ኤርትራያን   ንለውጢ   ፓል-ቶክ   ክፍሊ   ክቡር    ኣቶ   ጸጋይ   ዮሓንስ   ደረስ   ኣቦ-ወንበር   ሃገራዊ   ባይቶ   ኤርትራ   ንድሞክራስያዊ   ለውጢ   ጋሻና   ኮይኑ   ከምሲ   ኢዩ ::   እዚ   ካብ   ሰዓት

Read more...
 
መጸዋዕታ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ካሰልን ከባቢኣን

ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ተቐማጦ ካስልን ከባቢኣን ብሓበራ፡ብመጀመርያ ዕዙዝ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ርሑስ በዓል ልደት ኣብዒልኩም ንኽትኮኑ ወይ ኣብ ቀረባ ግዜ ከተብዕሉ እናተመኔና በዚ ኣጋጣሚ

Read more...
 
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ስቶክሆልም

ውጽኢት ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢንምግላጽ  ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጥን ንህዝቢ ወኪሎም ኣብ ጉባኤ ዝተሳተፉን ብዛዕባ ካብ ዕለት 2130/11/2011 ኣብ ከተማ ኣዋሳ (ኢትዮጵያ) ዝተኻየደ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለውጢን ውጽኢታቱን ንህዝቢ ዝገልጽሉ ኣገዳሲ ኣኼባ ተዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም። 

 

ዕለት፡     ቀዳም፡ 14/01/2012

Read more...
 
اجتماع هام في ستوكهولم

لشرح نتائج المؤتمر الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي

يسر أعضاء المجلس الوطني للتغيير الديمقراطي في السويد والأعضاء الذين شاركوا في المؤتمر كممثلين للشعب دعوة جماهير شعبنا الإرتري إلى الاجتماع الهام الذي سيعقد  في مدينة ستوكهولم من أجل شرح نتائج المؤتمر الوطني للتغيير الديمقراطي الذي عُقد في مدينة أواسا (إثيوبيا) خلال الفترة من 21-30/11/2012.  نرجو من جميع الوطنيين الحرص على المشاركة في هذا الاجتماع.

 

Read more...
 

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel