እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 75 guests and no members online

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓፍትናን ብጸይትናን ጽገወይኒ ሃይለ ተስፋጽዮን ብዓልቲ ቤቱ ንክቡር ብጻይና ሃይለስላሴ ኪዳነ ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ሕክምና ክትእለ ድሕሪ ምጽናሕ እታ ጽዋእ ናይ ኩልና ደቂ ሰባት ዝኾነት ዘይትተርፍ ዕርፍቲ ኣርኪባታ እንሆ ብዕለት 09 ታሕሳስ 2016 ካብ ተኽብሮምን ትፈትዎምን ስድራ-ቤታን ኩሎም ቤተሰባን ኣዕሩኽታን ብሞት ተፈልያትና፣ ሎሚ ረቡዕ ታሕሳስ 14/2016 ኣብ ዋሽንግቶን ስያትል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሓመድ ኣዳም ለቢሳ። ሓፍትናን ብጸይትናን ጽገወይኒ ሃይለ ፈቃርን ኣላይትን ሓብሓቢት ስድራቤታን ቤተሰባን ኢያ ነይራ፣ ክሳብታ ዓራት ሒዛ ዝወደቕትላ እዋን ከኣ ብኹለንትኣ ተሓባበሪትን ተሓጋገዝትን ልዋህ ኢያ ነይራ። ሓፍትናን ብጸይትናን ጽገወይኒ ኣብ ዘይተጸበናዮን ዘይሓሰብናዮን እዋን ብኸምዚ ብሞት ክትፍለየና መሪር ሓዘንን ጓህን እናተሰመዓና ንመላእ ስድራ-ቤታን ቤተሰባን ኩሎም ፈለጥታን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል! ንዓኣ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ሉዑል ኣምላኽ ኣብ ገኑ ይቀበላ።

ደግሓኤ ዞባ ሕ/መ/ኣመሪካ።

ታሕሳስ 14/2016።

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel