እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 112 guests and no members online

ቃል ሓዘን

ትማሊ መዓልቲ ዕርፍቲናይ ክብርቲ ሓብትናን ብጸይትናን ጽገወይኒ ሃይለ ተስፋጽዮን በዓልቲ-ቤቱ ንብጻይና ሃይለስላሴ ኪዳነ ምስ ሰማዕና መሪርሓዘን ተሰሚዑና። ብርግጽ ንውሕ ዝበለ ግዜ ዝወሰደ ጥዕና ምስኣን ናይ ክብርቲ ሓብትናን ብጸይትናን ጽገወይኒ ከንሰምዕ ምጽናሕና ዝዝከር ኮይኑ፡ ኮነ ምስ ተባህለ ግን ብጣዕሚ ኣተሓሳሲብናን ኣዝዩ ኣጉህይናን።

ሕጂ ኸኣ ሓብትና ጽገወይኒ ድሕሪ እዚ ኩሉ ስቓይ ካብ ክቡራት ቤተ-ሰብን ካባናን ከምዚ ኢላ ምፍላያ፡ ሞት ንኹሉ ወዲ ሰብ ዘረኻኽብ ባህርያዊ ጽዋእ ናይ ኩሉ ፍጡር ይኹን ደኣምበር ኩሉ ናይ ቀረባን ርሕቑን ቤተ-ሰብን ስድራ-ቤታትን ኣብ ንቡር ህይወት ኮይኖም ብሓደ ኣብዘይረኻቡሉ ናይ ስደት ናብራ ምህላው ነቲ ሓዘን ኣዝዩ መሪር ከም ዝገብሮ ርዱእዩ።

እዚ ኩሉ ምረት ኣብ ልዕሊ ስድራናን ቤተ-ሰብናን ሕብረተ-ሰብና ዝወርድ ዘሎ ጭቆናታት ህዝቢ ኤርትራ መሊኡ ዝድበስ ኣብ ውሽጢ ሃገርናን ህዝብናን ሰላምን ቅሳነትን ምስ ዝረጋገጽ ጥራሕ እዩ።

ስለዚ ኩሎም ኣብዚ ዘለዉ ኣባላት መሪሕነትን ኣባላትን ንዓኻን ንኩሉኹም ስድራ-ቤትን ጽንዓት የውርደልኩም፡ ክእለቱ ይሃብኩም፡ ይብልኹምኣለዉ።

ብሰንኪ መሪር ሓዘን ኩነታት ጥዕናኻ ብ ንቡር ዘይሉ ህሞትምረቱ ከቢድ እኳ እንተኾነ ጥዕናኻን ጥዕና ደቅኻንኣብ ግምት ኣእቲኻ ተጻወሮ።

ካብ መሪር ሓዘን ዝተሰመዖም ብጾትካ

ጀማል ሳልሕ

ኣቦ-መንበርሞክራስያዊ ንባር ርነት ርትራ   

12/11/2016

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel