እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 31 guests and no members online

ናይሓዘንመግለጺ

ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ /ሆደ/ ሎሚ ዕለት 10-02-2017 ተጋዳላይኣቡበከርስሌማን    (ኣቡ ዳልያ)

ብዝሓደሮሕማምመስዋእቱምስሰምዔመሪርሓዘንተሰሚዕዎ።

ተጋዳላይኣቡበከርስሌማን ካብ ግዜ ንእስነቱ ኣትሒዙ፡ ሓደ ካብቶም ዓቢ ተራ ዝነበሮም ውፍይ ተቃላስይ እዩ ነሩ፡ ቀጺልውን ኣባል ፌደራላዊደሞክራስያዊምንቅስቃስኤርትራን ኮይኑ ኣብቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ኣብ ዝካየድ ቃልሲ ዝቖመ ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር ኤርትራዊ ሃገርዊ ባይቶ ንዶሞክራስያዊ ለውጢ ብንጡፍ ዝሰርሔ ተጋዳላይ እዩ ነሩ።  

ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ /ሆደ/ ብመስዋእቲተጋዳላይኣቡበከርስሌማንመሪርሓዘንእናተሰሞዖስድራ-ቤቱን ንመቓልስቱን ንመላእ ደንበ ተቃውሞንጽንዓትይሃብኩምይብል።

ውድቀትንገባቲ ስርዓት ኢሳያስ!

ክብርን ዝኽርንንጀጋኑስውኣትና!

ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ /ሆደ/

10-02 2017

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel