እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 80 guests and no members online

ናይ ሐዘን መግለጺ

ናይ ሐዘን መግለጺ ብኽንያት መስዋእቲ ገድም ተቃላሳይ ሐርበኛ ዓብደላ ሙሐመድ ኢብራሂም፡ ዝተሰማዓና መሪር ሐዘን እንዳ ገለጽና፡ንስዉእ ዓብደላ ረቢ ኣብ ጀና ይቀበልካ ንስድራ ቤት ስዉእ ዓብደላ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ጠሊ ይግደፈልኩም ንብል፡ ናይ ዕላማ፡ ብጾትን መቃልስቱን፡፡መላእ ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤረትራ፡፡

ዓሪፍካ ዶ ሳሆታይ ሳርውስ ዝዓዱ

ሐደ ካብቶ ኣብ ሱሳታት ንሜዳ ዝወረዱ

ምስ ብጾቱ ኣብ ኣኽራናት ዓሪዱ

ንጸላእቱ ዝስጉድ ብሬኑ ኣጻዊዱ..

ብጅግንነት ምእንቲ ህዝቡ ዝሰንከለ

ዓብደላ ኣብ ለይለይ ዕድሚኡ ሃገርይ ዝበለ

ወዲ ንእባ ሶይራ ዓብደላ ጨለ

ኤረትራ ንኤረትራዊያን ዝበለ ጎንበለ..

ክብለካ ዶ ዓብደላ ጅግና ወዲ ኤረ

ሐሊፉ ፍትሒ ይንገስ እንዳ መደረ

ወትሩ ከቢሩ ይነብር ታሪኽ ዝገበረ..

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel