እዋናዊ ዜናታት
- ኣባላት ጸጥታ ጉጅለ ህግደፍ ቤተ-ሰቦም ናብ ወጻኢ ካብ ዘህደሙ ኤርትራውያን ዝተፈላለየ ተጽዕኖ ብምግባር ገንዘብ ይዘምቱ ከም ዘለው ተፈሊጡ።
- ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ብሓደጋ መኪና ህይወቶም ስኢኖም።
- ንግስነት ቀጠር ኣብ ስዋኪን ሱዳን ሓድሽ ወደብ ክሰርሕ ኣብ ስምምዕ ከም ዝበጽሐ ይግለጽ ኣሎ
- መንግስቲ ሱዳን ኣባላት ህግደፍ ዝርከብዎም ሒዝዎም ዝጸንሐ 27 ኤርትራውያን ካብ ሃገሩ ኣባሪሩ
- ህግደፋዊ ዓፈና ኣብ መደብ ሽንግርዋ ብግልጺ ተነጸባሪቑ፡-
- ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ሓገዝ ንምርካብ ትነጥፍ ኣላ።
- ዑደት ንረድኤት ብማሕበር ረድኤትን ምዕባሌን ኤርትራ
- The Afar cultural genocide in Eritrea prompts new united efforts against Eritrean government
- ደምዳሚ መግለጺ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ
- ጋዜጣዊ መግለጺ፣ 18 ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡
- ህግደፍ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ህዝባዊ ዝተስምየ ግዱድ ኣኼባ፡ ዝተዋህበካ መምርሒ ተቐቢልካ ካብ ምውጻእ ወጻኢ ዝርከብ ትምህርቲ ከም ዘየለ ተገሊጹ
- ፍሉይ ቤት ፍርዲ እስራኤል ካብ መሳርዕ ሰራዊት ኤርትራ ዘምለጡ ሕቶ ፖለቲካዊ ዕቑባ ንምርካብ ብቑዕ ምኽንያት’ዩ ክብል ወሲኑ።
- በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ገንዘብ ህግደፍ ዝነበረ ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ ከም ዝተኣስረት ተገሊጹ
- لبيانالختاميلمؤتمرشبابعفرالبحرالأحمر_إقليمأروبا اللجنة
- ኣብ ከተማ ካለ ፈረንሳ ኤርትራውያንን ኣፍጋኒስታናውያንን ተባኢሶም ኣርባዕተ ሰባት ብከቢድ ተጎዲኦም።
ኣብ መርበብ ዘለዉ
We have 66 guests and no members online
- Details
- Written by ተበግሶ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን
- Published: 09 April 2017
ጻውዕት ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኤውሮፓ/ኸ ኣብ ጀርመን
ዝክበርክን ኣሓት ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ እቲ ኣጋጢሙና ዘሎ ኩነታት መግለጺ ዘየድልዮ ናይ ብርሰት ሰዓታት ምኻኑ ንርእዮ ኣሎና ።ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት ድማ ትብዓት ንተቀይሮ ይሓትት ፡ሰለ ዝኮነ ደቂ-ኣንስትዮ እጃምና ንምውሳድ ንዳሎ ሰለ ዘሎና ኣብዚ ሰፊሕ ናይ ልዝብ መዓልትታት ንኩልክን ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ እተን እምቢ ንዓመጽ !! ንመሰለይ ባዕለይ!! ዝበልና ካብ 28,29,30.04. 2017 ጀርመን ተራኪብና ንለውጢ ከነሰፍል ቦታን ግዜን ተዳልዩ ኣሎ።
ዕላማና፥
1,ናይ ሓባር ተርድኦ ንምጥራይ ብዛዕባ ጾታና።
2, ኣተሃላልዋና ምምዛንን፡ ከመይ ኢልካ ብሓባር ትሰርሕን።
እዚ ጻውዒት ንኩልና ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳ ንርክብ ብውልቀ፥ ብማሕበር፥ ብወድብ፥ ብሰልፊ፥ ብዝያዳ ድማ ነተን መንእሰያት ደቂ ኣንስት ኣድሚቁ ዝጽውዕ፥ ናይ ሐቢርካ ምስራሕን ተቀይሮ ብሓሳብ ኮነ ብተግባር ንምዕዋት ዝዓለመ እዩ።
ብድሓን ምጽኣ
ንመሰልና ባዕልና!!!
ንከቡር ወፈያ ኣቀዲምና ነመስግ፣
Initiative Erit-Frauenverein e.v DE69 5085 0150 0028 0131 83
ኣገዳሲ ቆጸራታት
- ዝኽሪ ንፈላሚት ባሕቲ መስከረም ሰውራ ኤርትራ ኣብ ሽቱትጋርት
- ጻውዕት ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኤውሮፓ/ኸ ኣብ ጀርመን
- በዓል 8 መጋቢት 2017
- በዓል 8 መጋቢት 2017
- SECOND EASE CONGRESS ANNOUNCEMENT - ምልክታ : ካልኣይ ጉባኤ ዝምልከት
- ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ Firande av 25 års av Eritreas Självständighet.
- ኣገዳሲ ሕዝባዊ መፍለጢ Important Public Announcement دعوة لإجتماع هام
ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here
This is the right module position, which is not using any module suffix.
To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.