እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 8 guests and no members online

ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

ኣብ ዝተመደበሉ ግዜን ቦታን ብድምቀትን ብዓጀባን ተጀሚሩ

ውድባዊ ሰሚናር ደግሓኤበቲ ዝተመደበሉ ግዜን ቦታን ሓድነታዊ ፍናን ብዝመልኦ ኣገባብ፡ ሎሚ መዓልቲ 16መከረም 2017ብናይ ዝኽሪ ኩሎም ሰማእታት ናይ ሕልና ጸሎት ብወግዒ ተኸፊቱ። ካብ ናይ ፕሮፖጋንዳን ውደባን ዕጡቓት ኣሃዱታትን፡ ካብሲቪል ተቓለስቲ ኣባላትካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ-ዓለማት ንውድባዊ ሰሚናርን ውድባዊ ጉባኤን ዝመጹ ተወከልትን ተሳተፍትንተረኺቦም ኣለዉ። ሰሚናር ብእዋናዊ ጭርሖታት ደሚቑ ይርከብ። ገለ ካብኣቶም ንምጥቃስ ዝኣክል፡

  • ውድባዊ ሰሚናርና፡ መናሃርያ ምዕማቝ ደሞክራስያዊ እምነታትና!
  • ሓድነት ሓይሊ ኢዩ!
  • ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ዓቕምታትና ጠርኒፍና ብሓባር ንቃለስ !
  • ኩሉ ዓቕምታት ቃልስና ብቐዳምነት ንስርዓት ህግደፍ መሊኡ ንምድምሳስ ብሓባር ይቕናዕ!
  • ዓወትን ድምቀትን ንካልኣይ ውድባዊ ጉባኤና !
  • !
  • ጸገማት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ. ብምውጋድ ዳግም ንምሕያሉ ንቃለስ!
  • ውድባዊ ሰሚናርና ንምሕያል ደሞክራስያዊ እምነታትና!
  • ምሕዝነት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይደልድል ! ወዘተ. . .

ዓወት ንሓርነታዊ ቃልስና!

ውድቀት ንጸረ-ህዝቢ ስርዓት ህግደፍ!

ብክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ካብ ቦታ ሰሚናር         

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ/ደግሓኤ/

16 መስከረም 2017

ኣብ ናይ ውድባዊ ሰሚናር ወግዓዊ መኽፈቲ ንዝኽሪ ኩሎም ሰማእታትናይ ሕልና ጸሎት

ውድባዊ ሰሚናር ኣብ ዝተመደበሉ ኣጀንዳ ብቐጥታ ስርሑ ጀሚሩ

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel