እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 51 guests and no members online

ናይ ምውሳን ትብዓት ዝጎደሎ ተቓውሞ ደምበ, ግብራዊ ስራሕ እንበር, ፕሮባጋንዳ ኣይኮነን ዘድልዮ ንህዝቢ,

እምኒ እንተ ወደቕካያ ትሃስየካ, ኣንተ ወደቐትካ, ተንትዓካ,ጎላጉል ሃዞሞ, ዋላኻ ሰራየ ጎላጉል ጋሽ ባርካ, ክልተ ዝኽረምትኻ, ጋሕቴላይ ዓላ ሰፊሕ ዝሜሬትካ, ሰማያዊ ቀይሕ ባሕርኻ,ሃገርካ ኣዶሊስ ባጽዕ ዓሰብ ዝወደባታ, ቅድሚ ኣከለጉዛይ ሐማሴን ሰራየ ሰንሒት ሳሕል ሰምሃር ባርካ ደንከል ምዃንካ, ኤርትራዊ ዩ መንነትካ, እሞ ብብሄራት ብኣውራጃታት ምጉጅጃል ገዲፍካ, ጸረ ቲ ናይ ሐባር ጸላኢኻ, ተቃሊስካ ኣራጋግጾ ንመሰልካ,

(ኤርትራዊያን,ብጋኔን ጨርሒ ዝጸፍዖ ኣርዮስ,ኣይንፋላለን,ጸላኢና እፈለ)

ዘይተጸበዮ ህዝባዊ ተቃውሞ, ኣብ ኣስመራ ዘጋጠሞ ደመኛ ጉጅለ,

ኣስላማዩ ክስታናዩ, ንድሕሪት ኣይምለስንዩ, ህዝቢ ኤርትራ ምስ ተላዕለ,,

ድሕሪ ነጻነት, ብሰላም ምንባር ዝሐረሞ ህዝቢ,

ጉጅለ ድያብሎስ ዉሕ ዉሕ ዝብሉ ከም ከልቢ

የማነ ባርያ እንተ ዝርእዮ ነሩ ነዚ ህዝባዊ ናዕቢ,

ተቃዋማ,የ እንዳ በልካ ከርተት,

ንህዝቢ ሒዝካ ኢኻ ትዕወት

ህዝቢ ተላዒሉ ከሎ ሕጂ ንኽተት,

መንእሰይ, ብኢሰያስ ደንቊሩ

ውድባት ንህግደፍ ክተባርሩ

ማዓስ ኢኹም ዶብ ትሰግሩ,

ኮኾብ ስነ ጥበባዊ ክብሎ ኣነ

ወ ጠበቓ ህዝቡ ሂወቱ ዝመነነ

ከምዘይ ተቐንጠጠ እቲ ድነ,

ፈሊጥዎ ነሩ ስዉእ የማነ,

ሐድነትና በቦሐጎታትና ጸረ ወረርቲ

ኣራጋጊጽናዮ ኢና ካብ ጥንቲ

ንነጻነትና ተቓሊስና ጸረ መግዛእቲ

ሕጂ ውን ዲል ኣይንሃቦም ንፈላለይቲ,

ንክትቃስ ዶ የድልየካ ፍቓድ, ሐይልና እሞ ነዋሃህድ, ዶብ ሰጊርና ክንወርድ,, እንዳ ጸነተ ህዝብና, መቃለሲ ባይታ እንበር, ፖሊስ ማዓስ ደሊና, ኣብ ዓደቦና,ዩ ዝፍታሕ ሽግርና,ኣብ ሜሬትና ተቃሊስና ኢና ንገዛእቲ ስዒርና, ሕጂ ውን ኣብ ዓደቦና ተቃሊስና ኢና, ነራጋግጾ ንሐርነትና,,

ተቃወምቲ ውድባት ምንቅስቓሳት, ክንዲ ተጠርኒፍካ ጸላኢኻ ምምካት, ክንዲ ቁጽሪ ህዝቢ ኤርትራ, ሰልፍታት ማሕበራት, ብኸምዚ ዲና ክንምክቶም ንጃንዳ ከዳዓት, እንተ ንኸውን ጥርኑፋት, ከም ህዝባዊ ናዕቢ ናይ ቱኒዝያ, ብ,31,ጥቅምቲ ኩሉና ምወጻና ኣብ ጎደና ሐርነት,ሹዑ ምተራጋገጸ ነሩ, ናይ ጉጅለ ማፍያ ስዕረት,,

ሕጂ ውን ዝሐለፈስ ሐሊፉ, ንውድቀት ህግደፍ ከተቃላጥፉ, በበይንኻ ጭርሖታት ግደፉ, ንድሕነት ህዝቢ ኣብ ሐደ ተጠርነፉ,, ብቢሄረይ ኣውራጃይ ኣይንደልን ዝፈላሊ, ኤርትራዊዩ ሽመይ ሃይማኖት ናይ ግሊ,ህዝቢ ተኻባቢሩ ምንባር ከም ዝደሊ,,ብደቂ ኤረይ ደለይቲ ሰናይ ተራጋጊጹ ትማሊ,መሰል ህዝቢ,ካሳብ ዝራጋገጽ, ህዝባዊ ተቓውሞ ቀጻሊ ዩ ቀጻሊ,,

ድሕሪ ሰላማዊ ኣስመራ, ኣሻሐት, ህዝቢ ተኣሲሩ, ብዙሐት ካብኦም ትሕቲ ዕድመ, ቤት ማእሰርቲ መሊኡ, ቤት ማእሰርቲ ዘፍርስ ኮማንዶ የድሊ ኣሎ, ብደገን ብውሽጥን ንስለያ ህግደፍ ስዩም ክነብሎ,,

ካብ ጉይይ ምዓል ክሳድ ምሐዝ,,ብህግደፍ ናይ ኣየናይ መሰል ዝያዳ ከቢሩ, ናይ ኣየናይ መሰል ከ ዝያዳ ተደፊሩ, በልማማ ንኹሉ ኣሲሩ,,ን26 ዓመት ሰላማዊ ሰልፊ, እንታይ ረቢሕናሉ,,

ፍታሕ ኣይኮነን ኣውያት ኣብ ጽርግያ

ደገፍና ይደሊሎ ናይ ህዝብና ኣብያ

ኣብ ባይታ ክንገጥሞም ንጉጅለ ንማፍያ,,

ብደም, ኑጽሃት ዝጠልቀዩ, እቶም ንእዮበል 50 ዓመት ዝተመነዩ, ኩሎም, ብዘይ ተጸበይዎ ህዝባዊ ናዕቢ ርዒዶም,ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብኢስ ኣየስረረንን, ካብዚኦም ደኣ እንታይ ንጽበ, ሎሚ ነስላም ኣይትሸፈና ንክስታን ማዕተብ ኣይትእሰሩ፡ ጽባሕ ከኣ መስጊድ ቤተ ክርስትያን ዕጸዉዎ ክብሉና እዮም፡ ሰለዚ ግዜየ ከይበላዕና ኢደይ ኢድካ ኢልና ብኣጋ ንእለዮም፡

ንዲክታቶርን ኣገልገልቱን ታሪኽ ኣይምሕሮምን እዩ

ከምዛ ናይ ኣርጀንቲና ሐንቲ መዓልቲ ኣላ

እቶም ብሂወቶም ዝተረፉ ኣብ ሕጊ ዝቐርቡላ,

ድሕሪ ነጻነት, ብሰላም ምንባር ዝሐረሞ ህዝቢ, ን56 ዓመት ክደሚ, ክንዲ ሐርነት ባርነት ኮይኑ ናቱ ገዝሚ, እንታይ እሞ ምብካይ ኮይኑ ናትና ዓቕሚ, ብኸምዚ ክዛዝሞ ናተይ ግጥሚ, ሐንቲ ማዓልቲ ኣላ, ካብ ጭፍራ ህግደፍ ሐራ ንኾነላ, ድሕሪ ውድቀት ጉጅለ ህግደፍ, ሃገርና ብሰላም ክንነብረላ,,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረና, ሸዊት ለምለም ክኸውንዩ ዓድና, ክቡር እዩ ሕድሪ ሰማእታትና, ብበርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን,,

ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡፡

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel