• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኽሎም ደረስቲ
ብህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ህደግኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳል - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Eritrean People’s Democratic Front –EPDF - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - Establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኽሎም ደረስቲ

ወብሳይትና ኣብ'ዚ ዘለዎ ደረጃ ንምብጻሕ ብዝለገስክምዎ ኣበርክቶ እናመስገንና ንቐጻሊ እውን እቲ መዘና ዘይብሉ ኣስተዋጽኦኻትኩም ከይፍለየና ሓደራ እናበልና እዚ ዝስዕብ ሓበሬታ ንህብ።

 እዚ ብፍልይ ዝበለ መልክዕ ቀሪቡ ዘሎ ናይ ሎሚ ወብሳይትና ምስ'ቲ ዝነበረና እንኪወዳደር ኣዝዩ ዝሓሸ እኳ እንተዀነ፡ ኣብ ገለ ገለ ግን ጸገማት ስለ ዝፈጥር፡ ንዝጸዓን ናይ ትግርኛ ጽሑፋት ከም ዝንበብ ንክኸውን ቅድም ቀዳድም ኣብ ክንዲ ብግዕዝ ታይፕ ነት ብ ግዕዝ ዩኒኮድ ዝተጻሕፈ ቀጺሉ ድማ ኣብ ማይክሮሶፍት ዎርድ ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ዎርድ ፕሮሰሶር ዝሰፈረ ክኸውን እንከሎ ዝሓሸ ከም ዝኾነ ንገልጽ። ብዘይካ ፍሉይ ኣገዳሲ ሰነዳት እንተ ዘይኰይኑ ካልእ ኩሉ ናብ ፐደኤፍ ከይቀየርኩም እንተ ለኣኽኩምልና ወይ ድማ ብኽልቲኡ መልክዕ እንተ ሰደድኩምልና ብከም'ቲ ዘዝጥዕም ኣገባብ ተጠቒምና ብቕልጡፍ ኣብ ገጻት ደምክራስያ ኦርግ ከነውጽኦ ስለ እንኽእል ዝሓሸ ከም ዝኾነ ክንገልጸልኩም ንፈቱ። 

ከም'ቲ ተዓዚብኩምዎ ክትኰኑ እትኽእሉ፡ እንተድኣ ተመዝጊብኩም ከከም'ቲ ዝወሃበኩም መሰላት ጽሑፋትኩም ኣብ መርበብ ደሞክራስያ ብቐጥታ ከተንብርዎን ከምኡ'ውን ኣብ ዘዝምልከቶ ገጻት ከም ዝስዃዕ ክትገብሩን ከም እትኽእሉ ኪግበር ይከኣል ስለ ዝኾነ ብወብማስተር ኣቢልኩም ወይ ብቐጥታ ምስ ምምሕዳር ደሞክርስያ ኦርግ ክትራኸቡ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር።

ኣብ መደምደምታ ድማ ርእይቶታትኩምን ነቐፈታታትኩምን ከይፍለየና ሓደራ ክንብል ንደሊ።

ምምሕዳር ደሞክራሲያ ኦርግ

This e-mail address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it

 

Last Updated ( Monday, 06 April 2009 22:19 )  
ብህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ህደግኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳል - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Eritrean People’s Democratic Front –EPDF - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - Establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity


ኣብ መርበብ Online

We have 3 guests online

ኣገዳሲ ቆጸራታት

ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ

ጻውዒት  ንሰላማዊ ሰልፊ

ዝኸበርክንን  ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ተቐማጦ ጀርመን፡

ኩልና ከምእንፍልጦ  መንእሰያትና ኣብ ጉዕዞ ስደቶም ብኣረሜናዊ ግፍዕን፡ ብጥይት ወተሃደራት ጐረባብቲ ሃገራት ይጠፍኡን ኣለዎ። ምእንቲዚ ኩልና መንእሰያት፡ ኣዴታት፡ ኣቦታትን፡  ብሓባር ኣብ ደገ ወጺና ኤርትራውያን ኣብ ዝኣተዉዎ ሃገር ብሰላም ናይ ምንባር መሰሎም ንኽሕሎ፡ 

Read more...
 
ህዝባዊ መጸዋዕታ ንተቀማጢ የቶቦርን ከባቢኣን

ህዝባዊ መጸዋዕታ ንተቀማጢ የቶቦርን ከባቢኣን

ንዕለት 4 መስከረም  2010  አብ  ከተማ የቶቦሪ  አቶ አማኒኢል ሳህለን  አቶ ካልድ ዓብዱን ብዛዕባት እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ አብ  ኢትዮጵያ  ብምብጻሕ ናብ ዝተፈላለዩ  መዓከር ስደተኛታት  ኤሪትራውያን ዑደት ብምግባር  ዝተዓዘብዎን ብዛዕባ ሃገራዊ  ዋዕላ

 

Read more...
 
መጸዋዕታ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ሽወደን ዝነብር

መጸዋዕታ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ሽወደን ዝነብር

ከምዝፍለጥ ኣብ ሃገርና ኣትያቶ ካብ ዘላ ኩሉ መዳያዊ ወጥሪ ንምዉጻእን ዲክታቶርያዊ ኣገዛዝኣ ህግደፍ ብደሞክራሲያዊ ስርዓት ንምቕያሩን ኣብ ዝምልከት ሃገራዊ ጉዳይ ዝተጋብኤ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ከምዝተቓንዐ ዝዝከር እዩ፡፡

Read more...
 
ዝወዓለ ይንገርካ ዝሰሓተ ይምከርካ!! ኣገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣብ እስቱትጋርት

ዝወዓለ ይንገርካ ዝሰሓተ ይምከርካ!!

ኣገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣብ እስቱትጋርት።

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ዉጹዓት ተቓላስቲ ህዝቢ ኤርትራ!!!

ንዕለት 11/09/2010 ኣብ እስቱትጋርት ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ኣኸባ ንኽግበር ሽማግለ ስቱትጋርትን ከባቢኡን ብዓቢ ኣኽብሮት ትዕድም።

ልና ብዝተፋላለየ መራኸቢታት ክንካታተሎን ክንቃለሰሉን ከም  ዝጸናሕና መጠን ድሕሪ ነዊሕን ሕልኽላኽን ዝመለኦ ናይ

 

Read more...
 
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኸባ

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኸባ ኣብ በይ ኤርያ  ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ

ክቡራትን ክቡራንን ኤርትራውያን ኣብ በይ ኤርያ እትነብሩን እትነብራን መፍቀርቲ ህዝባዊ ሓርነትን ፍትሕን ማሕበረ-ሰብኣዊ ማዕርነትን ብመጀመርያ ዝለዓለን ዝሞቘን ሰላምታና ተቐበሉ። ቀጺልና ንኹሉኹም ብህዝብን ብሃገርን

 

Read more...
 
ERITREAN YOUTH FOR CHANGE ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ

ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼባ ኩሉኩም ጉዱሳት ኤርትራውያን ብሓፈሻ ኣባላት ማሕበር ድማ ብፍላይ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። ዛዕባታት ኣኼባ እዞም ዝስዕቡ እዮም You are cordially invited to attend Eritrean Youth for Change (EYC)[1] general body meeting.

 

 

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel