እዋናዊ ዜናታት
- ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 100 ስደተኛታት ጥሒሎም።
- ናይ ሓዘን መግለጺ
- ሰማእታትና ዝቐስኑን ህዝብታት ኤርትራ ዝድበሱን፡ ዝወደቕሉ ህዝባዊ ሓርነታዊ ዕላማ መሊኡ ሽትኡ ምስ ዝወቅዕ ጥራሕ እዩ፡
- ወዲ 48 ዓመት እስራኤላዊ ኣብ ልዕሊ ጓል 6 ዓመት ኤርትራዊት ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሙ
- ጋዜጣዊ መግለጺ ንሕቶ ዶብ ብሰላም ንምፍታሕ ዝምልከት
- ጉጅለ ህግደፍ ንደገፍቱ ብመደብ ኣባኢሱ ተመሊሱ ብምሽምጋል ንመናዊሕ ስልጣኑ ይጥቀመሎም ኣሎ።
- ኣብ ሊብያ ካብ ኢድ ነጋዶ ሰብ ከምልጡ ካብ ዝፈተኑ ስደተኛታት 15 መይቶም ልዕሊ 20 ከም ዝቖሰሉ ተፈሊጡ
- መግለጺ ንዝኽሪ በዓል ናጽነት ኤርትራ
- ህግደፍ ብኣስገዳድ ህዝቢ የፈናቕል ኣሎ።
- ሓደ ወተሃደር ህግደፍ ሕነ ሓዉ 6 ኣብ ሓለዋ እሱራት ዝነበሩ ወተሃደራት ቀቲሉ ነብሰ ቅትለት ከም ዝፈጸመ ኣሰና ሓቢራ።
- ልዕሊ 11 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክሳቐዩ ዝጸንሑ፡ ፓስተር ዕቑባ ሚካኤል ተኽለ ሃይማኖት ዝተባህሉ መራሒ ሃይማኖት ተፈቲሖም
- ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ካብ ስነ-ሓሳባዊ ፖለቲካዊ ፍሕፍሕ፡ ድሑር ስምዒታት ዝፈጥሮ ምፍልላይ ይዓቢ
- ነጻነት መራኸቢ ብዙሓን ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ሓደጋ ይወድቕ
- ሰብ ክጨውዩ ናብ ሱዳን ዝተላእኩ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ፡ ብኣባላት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።
- መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ኣብ ኤርትራ ሰባት ብናይ መንግስቲ ተኲስካ ቅተል ፖሊሲ ከም ዝቕተሉ ገሊጹ
ኣብ መርበብ ዘለዉ
We have 25 guests and no members online
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 16 April 2018
ድሕሪ ተሐኤ ካብ 82 ክሳብ ሎሚ,
ቅሳነት ዝሐረሞ ህዝቢ,ዉሽጡ ሑሩር ክዛረብየ ኣይብልን ትም
መንዩ ኣቶ ዳዊት መዋሊ መዝሙር ሰላም ,ኢትዮ ኤርትራ,
ወያነ ካብ ኣፍደገ ኣስመራ እንታይ ዘምልስ ነርዎ,
መዝሙር ሰላም ዶ,መዝሙር ጥልመት ምድግጋም,
ህዝቢ ኣያ ሲኢኑ እንዳ ተዳህ ከ
ትም ክብል ኣይከኣልኩን ዓገብ
ዓገብ ክብል የ እንተ በልኩ ኸ,
ኣቶ ዳዊት ከፋሊ ማሃያ
ባድመ ናይ ትግርይና ኢያ
ጭርሖ ወያነ ደጊምካያ,,
(ኣይፋል ተጋሩ ናይ ኤርትራ ናትና እያ እንተ በልኩ ኸ)
እዛ ዳዋ ተምጽኦ ኣለዋ
ንኤርትራ ክዘምትዋ
ስለ ምንታይ ዘይሐዝዋ
ቴንቤናይ ሉኡኽ ሽዋ
ንዓዲ ጀጋኑ ኣድፊርዋ,,እንተ ተበልኩ ኸ,
ኩሉ ከዳዕ ኣይኮነን ሰብ ኣለዋ,ንሃገሮም ረዚን ዋጋ ከፊሎም, ከም ወዲ ዓሊ ጀጋኑ, ተበጅዮም ሰንኪሎም እዮም,ኣድሒኖምዋ እንተ በልኩ ኸ)
ንነጸነት ብውዲት መጢጥዎ
ወኪል ቶም ኣሚኖም ዝለኣኽዎ
ኢሰያስ ደኣሞ ሕልሚ ነርዎ
መሪሕ ኢትዮጳያ ክትመርጽዎ,
(ውዲት ተጋሩ ያኣክል እንተ በልኩ ኸ)
ትም ምባልዩ ኣብዚ ኣውዲቑና,ትም ኣይንብልን ሕድሪ ዋዕሮ ጥሕሻ ኣሎና,, ኣይበልናን ዶ, ህዝቢ ኤርትራ ረኺቡ ጋዶ,ዳግማይ ውዲት ብነጋዶ,ካብ ዋዕላ ኣቃቂ, ካብ ጉባኤ ኣዋሳ,ካብ ኣኼባ ደብረዘይቲ,መቐለ ወዘተ, ኣይትመሃሩን ዶ,
ናይ ኤርትራዊያን ሞያ
ደድሕሪ ግንዘብ ጉያ
ኒሕ ዘለዎ ሃገራዊ ኣያ
ሃብታም ኤርትራዊ ዋርድያ
የለን ዶ ናይ ህዝቢ ኤርትረያ
ብተደጋጋሚ ብሉጻት ዝሃብናያ
ዝብል ባድመ ናይ ዋናታታ እያ,
ሃብታም ኤርትራዊ ኒሕ ዘለዎ የለን ዶ,, ንድሕነት ዓደቦ,ንደንበ ተቃውሞ ኣብ ሐደ ኣዳራሽ ዝእክቦ,ካብ ውዲተኛታት ሐራ ገሩ ዘላዝቦ, ክሳብ መዓስ ፈተውቲ ተመሲሎም ፋሕ ክብልዎ,ኣታ እዚ ህዝቢ, ብደገን ብውሽጥን መዓስ ጢዒምዎ,,,,
ድሕሪ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ካብ 82 ክሳብ ሎሚ,ቅሳነት ዝሐረሞ ህዝቢ,,
ኣይንሐደን ንኹልኹም የ, ጀብሃ ዓባይ ከመይ ኣለኹም የ,ተንቤናይ ከህስሶ ዝጸዓረ እንተ ጸዓረ,እወ ታርኽ ህዝቢ ኤርትራ ተሰኒዱ ዩ ከም እምኒ ዓረ,ድሕሪ ስዕረት ጃንዳ ህግደፍ ጽባሕ ይዕረ,ደቂ ኤረ ጀብሃ ሻዕብያ እንዳ በልና ኣይንፋላለ,ንሱዩ ሕልሙ ቴንቤናይ ጸላኢና ይፈለ, ናይ ሐባር ጸላኢና ሐቢርና ንእለ፡፡
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና, ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝብና,ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን፡ንሐቂ ሐቂ ንጌጋ ምባል ዶ ፈሪሔ,ብዉሽጡ ሑሩር,በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡፡
ኣገዳሲ ቆጸራታት
- ዝኽሪ ንፈላሚት ባሕቲ መስከረም ሰውራ ኤርትራ ኣብ ሽቱትጋርት
- ጻውዕት ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኤውሮፓ/ኸ ኣብ ጀርመን
- በዓል 8 መጋቢት 2017
- በዓል 8 መጋቢት 2017
- SECOND EASE CONGRESS ANNOUNCEMENT - ምልክታ : ካልኣይ ጉባኤ ዝምልከት
- ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ Firande av 25 års av Eritreas Självständighet.
- ኣገዳሲ ሕዝባዊ መፍለጢ Important Public Announcement دعوة لإجتماع هام
ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here
This is the right module position, which is not using any module suffix.
To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.