እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 19 guests and no members online

ተናዘዝ በልዎ፡«

፡መንዮም ብደገ ኣብ ውሽጥና ዘለዉ ሰብ ቃል ኪዳንካ,

መንዮም ንህዝቢ ኤርትራ ክተጽንት,ክትነብር ዝደልዩኻ፡«፡

ጉጅለ ግንባርን, ጉጅለ ወያነን, ንህዝቢ ኤርትራ ንምብታን ኣለዎም ኪዳን,

ድሕሪ ምፍራስ ተሐኤ,ንዳግማይ ትንሳኤ ዘዝተበገሰ ንምብታን,

ንካድራት ተሐኤ,ንስኻ ንሜዳ ንስኻ ንሱዳን፡«፡ኣብ ሱዳን ብሕርያ ጀጀጋኑኦም ንምህዳን፡«፡

ንወከልቱ ተናዘዝ በልዎም«ድሕሪ ነጻነት ውድባት ኣብ ነብሶም ተኣማሚኖም ወሲኖም እንተ ዝሰርሑ, ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን, ካብኦም መዓስ ሐይሉ,ገለ ብደገ ቃል ኣትዮም ዕምሪ ስልጣኑ ንከናውሑ፡«፡

መሰረታት ተሐኤ,ካብ 82 ኣትሒዝና ዝደኸምናሉ,ክሳብ ሎሚ ክንዲ ዘድምዕ,ምስ ተበተነ ኣነ, ካድራት ተሐኤ ኢሰያስ ንኤርትራ ክመርሐ መርቖምሉ,ኣብ ምባል በጺሔ,መንእሰይ ኣዋሃሂዱ ዝመርሕ መሪሕ ሲኢኑ, ዓዱ ገዲፉ ፋሕ ፋሕ ኢሉ እንበር, ቀደም ምወግሔ፡«፡

ሐደ መስከረም ኣይኮነት ዝበደለት

ብዕስራን ኣርባዕተን ጉንበት

ብስንክልና ብናይ ህዝብና ጅግንነት

ብመስዋእቲ ተወሊዑ ሽግ ነጻነት,

ጉንበት ኣይኮነትን ጸላም መዓልቲ

ትም ምባል ይሕሸኩም መዕነውቲ

ብደግን ብውሽጥን ህልዋት ተሐተቲ,

መመኽነይታ ኣድጊ መይታ

ናይተን ንግንባር ዝመከታ

እወ ንዕርቂ ዓገብ ንትምክሕቲ እንቢታ

መን ሰሚዕዎ ናይ ውድባት መጸዋዕታ,

ን30 ዓመት ተቃሊስና

ብሉጻት ስለ ዝኸፈልና

ጉንበት ውጽኢት ቃልስና,

ኣብ ዝጸናሕካ ጸኒሕካ

ብኢትዮጵያ ተወኪልካ

ንዳግማይ ኣንድነት መንዩ ዝሰምዓካ፡«፡

ወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡«፡ ስዕረት ንህግደፋዊያን ንውልቀ መላኺ ኣሜን በሃልቲን፡«፡ብኣባል ተሐኤ፡«፡በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡«፡

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel