• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start ቆጸራታት Appointments ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኦስሎ - ኖርወይ
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኦስሎ - ኖርወይ

E-mail Print

ንቐዳም ዕለት 23-06-2012 ህዝባውን  ማሕበራውን  ሽማግለ ሃገራዊ  ባይቶ  ንዲሞክራስያዊ

ለውጢ  ዞባ  ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን መደባት ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ምትግባር ሓልፍነት እትስከም ህዝብዊት  ሽማግለ  ንምምራጽን፡ ኣብ  ከተማ ኦስሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ከተካይድ መዲባ ስለ ዘላ፡ ኩሎም ንለውጢ ትቃለሱ ዘለኹም ሃገራውያን ኣብ` ኣኼባ` ንኽትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም።

ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት፡ ቀዳም 23-06-2012

ቦታ፡ EBBELS GATE 1 –Oslo

ግዜ፡ 15፡00

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ።

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ

ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ - ዞባ ኤውሮጳ

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ሓተታ Poll

ሃገራዊ ዋዕላ ን ደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኽካየድ ምውሳኑ፡ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ዩ ዶ ትብሉ/ላ?
 
ኣብ መርበብ Online

We have 7 guests online

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel