• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start ቆጸራታት Appointments ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኡልም
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኡልም

E-mail Print

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን

ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ኡልም/ጀርመን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።  

ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ

·         መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን

·         መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ

·         ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ

ዕለት፡ ቀዳም 24/06/2012

ግዜ፡  13፡00 - 18፡00

ቦታ፡

Haus der Begegnung“

Grünenhof 7

89073 Ulm

ብደሓን ምጹ!

ኣወሃሃዲ ሽማግለ ዞባ ኤውሮጳ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያው ለውጢ

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ

اجتماع هام في اولم

يسر اللجنة الجماهيرية والاجتماعية في المجلس الوطني للتغيير الديمقراطي - إقليم أوروبا دعوة جماهيرنا الإرترية إلى الاجتماع الهام الذي سيعقد  في مدينة اولم بالمانية, من أجل استعراض ومناقشة برامج عمل المجلس الوطني واختيار لجنة شعبية تشارك في تنفيذ تلك البرامج. نرجو من جميع الوطنيين الحرص على المشاركة في هذا الاجتماع الهام.

سيعقد الاجتماع يوم السبت الموافق: 24/6/2012

المكان:  

Haus der Begegnung“

Grünenhof 7

89073 Ulm

الزمن : 13.00 - 18.00

"معًا من أجل التغيير الديمقراطي في إرتريا"

اللجنة الجماهيرية والاجتماعية

في اللجنة التنسيقية للمجلس الوطني للتغيير الديمقراطي –

 إقليم اوروب

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ሓተታ Poll

ሃገራዊ ዋዕላ ን ደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኽካየድ ምውሳኑ፡ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ዩ ዶ ትብሉ/ላ?
 
ኣብ መርበብ Online

We have 39 guests online

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel