• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start ቆጸራታት Appointments ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጊሰን Giessen ንዕለት 07.07.2012 ስዓት 11 ድ.ቀ.
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጊሰን Giessen ንዕለት 07.07.2012 ስዓት 11 ድ.ቀ.

E-mail Print

ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ኤርትራ ዘውርድዎ ዘለዉ ጭካኔ ዝመልኦ ተግባራት ቅጭጭ ከይበሎም

ንተጎሰስቲ ሰዓብቶም፡ ብሐሶት ፕሮፖጋንዳ ልቦም ሰሊቦም፡ ንዕለት 7 ሓምለ 2012 ኣብ ናይ ዕብዳን ዳንኬራ ከላህይዎም ኣብ ጊሰን ሜሰ ሄሰን ኣደራሽ ተኻርዮም፡ ናይ ሓሳር ዕድመ ዘርጊሖም ኣሎዉ::

በንጻሩ ኤርትራውያን ካብ መላእ ጀርመን ስዊጸርላንድን ሆላንድን ወዘተ… ከምኡውን ግዱሳት ጀርመናውያንን ኣባላት ዝተፈላለያ ሰልፍታትን ገለ ሰበስልጣንን ናይ ዜና ማዕከናትን ምሳና ሓቢሮም ኪቃወሙ ኪውዕሉ ኢዮም። 

ናይ’ዚ ዓመት’ዚ ሰላማዊ ሰልፍና ብትሕዝቶኡን ዓይነቱን ኣካይዳኡን ቅጥዒ ሓልዩ ኪሰላሰል ተስፋ እናገበርና ንዕለት 07.07.2012 ሰዓት 11 ቅድሚ ቀትሪ ምውዳብ ክጅምር ምዃኑ ነፍልጥ። 

እንራኸበሉ ቦታ ከም ቀደምና ኣብ ጥቓ መሰ ጊሰን ኣብ ሽላኽትሆፍ ስትራሰ (Schlachthofstraße, 35398 Gießen, Deutschland)

ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ

በርገሳውያንን ፖለቲካውያንን ውድባት ኤርትራ ኣብ ጀርመን

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ሓተታ Poll

ሃገራዊ ዋዕላ ን ደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኽካየድ ምውሳኑ፡ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ዩ ዶ ትብሉ/ላ?
 
ኣብ መርበብ Online

We have 26 guests online

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel