• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start እዋናዊ ዜና News ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽነያት ርሑስ ባዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽነያት ርሑስ ባዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመትን

E-mail Print

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ

እንቋዕ   ናብዚ ክቡር ባዓል ልደትን ሓዲሽ ዓመት 2013ን’ዚ ብሰላም ኣብጽሓኩም ብምባል ሰናይ ምልእኽቱ የመሓላልፍ። ብምቅጻል ባዓል ልደት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ሰኒትን ራህዋን ክኸውን ልዑል እምነቱ ይገልጽ።

በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ኩሎም ተኽተልቲ ሃይማኖታት ኤርትራ ነቲ ንቡር ዝጸንሐ ተኸባቢርካ ብሰላም ምንባርን ምጽውዋርን ዝመልኦ ልሉይ ባህልታቶም ብምዕቓብ፡ ነቲ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖታት ዝግበር ዘሎ ኢድ-ምትእትታው ብሓባር ብምንጻግ፡ ኣብ ሃገርና ሰላምን ፍትሕን ንምስፋን ንዝካየድ ዘሎ ደሞክራስያዊ ቃልሲ ኣብ ምድጋፍ፡ ዕዙዝ ተራኦም ክጻወቱ ይጽውዕ።

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

30 ታሕሳስ 2012

تهنئة التحالف الديمقراطي الإرتري

بمناسبة عيد الميلاد المجيد وحلول العام الجديد

يهنئ التحالف الديمقراطي الإرتري الشعب الإرتري بصفة عامة، والمسيحيين بصفة خاصة، بمناسبة عيد الميلاد المجيد، وحلول العام الجديد 2013م ميلادي ، ويعبر عن امانيه الطيبة بان يكون فرصة مواتية لنشر دعائم السلام والمحبة والرخاء بين كل مكونات الشعب الإرتري.

وبهذه المناسبة يدعو التحالف الديمقراطي الإرتري أتباع كل الطوائف الدينية إلى رفض تدخلات النظام الديكتاتوري في الشؤون الدينية، و صيانة ثقافة التعايش السلمي والاحترام المتبادل المتجذرة منذ القدم داخل المجتمع الإرتري، وتعزيز دورهم في مسيرة النضال الديمقراطي الجارية، بما يؤدي إلى نشر السلام والعدل في ربوع بلادنا.

التحالف الديمقراطي الإرتري

30 ديسمبر 2012م

   ديسمبر 2012م

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ሓተታ Poll

ሃገራዊ ዋዕላ ን ደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኽካየድ ምውሳኑ፡ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ዩ ዶ ትብሉ/ላ?
 
ኣብ መርበብ Online

We have 11 guests online

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel