ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር፦

ዓመት 2015 አፋኒና 2016 ንምቕባል አብ ድርኲኺት አሎና፣ እሞ ሓዳስ ዓመት 2016 ብሓባር ንምኽባርን ንምብዓልን ንኵልካትኩም ናብ ከተማ ኰለን ቅርብያ ዘለኩም ተቐመጥቲ NRW ብክብሪ ንዕድም።

አብ ናይ ሎሚ ዓመት ናይ ሓዳስ ዓመት በዓልና ንአኻትኩም ንምስትእንጋድ ብክብ ዝበለ ምቅርራባትን ድምቀትን ናይ ደረፍቲ ኰነ ናይ መግብን መስተን መደባት ተታሒዞም አሎዉ። ብኡ መጠን ከአ ናይ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ናይ ወጋሕ-ትበል ለይቲ መደባት ወጺእሉ’ሎ።

ናይዛ ብቀንዱ ንዓበይትናን ንመንእሰያትናን ከተራኽብ ዓቢ ትጽቢት ተጌሩላ ዘሎ በዓል ኣዳለውቲ - ብፍላይ ናብ መንእሰያት ብምእንፋት - ብፍሉይ ንስሱን ተሳትፎ መንእሰያት ንጽውዕ!

ማሕበረ-ሰብ ኰለንን ከባቢአን + ፖለቲካዊ ውድባት

በዓል ዚግበረሉ ቦታ፦ (ROM e.V.)Venloer Wall 17, 50672 Köln Ehrenfeld

በዓል ዚግበረሉ ዕለት፦ January 2, 2015

በዓል ዚጅምረሉ ሰዓት፦16:00 o’clock Berlin time

ብድሓን ምጹ!

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel