ንኹሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ክቡር ህዝብና ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ” ንህዝናን ሃገርናን ካብዚ ሕማቕ ድነ ዘንጸላልወሉ ዘሎ ሓደጋታት ንምድሓን ንቕዳም April 2-2016 ስዓት 1፡00 PMህዝባዊ ኣኼባ ስለዘሎ ንኹሉ ኤርትራዊ ነዚ ታሪኻዊ መጸዋዕታዚ ብሓገራዊ ሓላፍነት ንኽሳተፍ ብኣኽብሮት ንጽውዕ።

       ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራሲያዊ ለውጢ ናይ ቡዙሓት ተቓውሞ ደምበ ዝሓቖፈ ዓቢ ጽላል መቃለሲ ባይታ ስለ ዝኾነ፤ ኩሉ ኣብዚ ጽላል እዚ ዘለው ሓይልታት ሓቢሩ ናይ ሓባር ጉባኤኡ ክገብር ይሻባሸብ ስለ ዘሎ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ብሓላፍነት ንምዕዋቱ ሃናጺ ሓሳባቱን ለበዋታትን ሪኢቶታትን ኣዋህሊልና የዔዋቲ ዝባሃል ካብ ህዝቢ ዝቐርብ ሓሳባት ነዚ ካላኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ኩላትና ግዜና ወፊና ኣበዚ ተጠቒሱ ዘሎ ዕለትን ግዜን ቦታን ክንርከብ ።አጸዋዕታና ነቕርብ።

ማዓስ SAT April 2-2016

ግዝየ     ስዓት   1፡00 PM

ኣበይ ቦታ   Good Hope Temple

610 & 55th Street Oakland CA94609

           ብድሓን ምጽኡ

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel