• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start ቃል ሓዘን Condolance
ብህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ህደግኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳል - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Eritrean People’s Democratic Front –EPDF - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - Establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity

ቃል ሓዘን Condolance

ናይ ሓዘን ተኻፋላይ ካብ ኣፈወርቂ ሽሕን ዊኒፕግ ካናዳ (WINNPEG CANADA)

E-mail Print

ናይ ሓዘን ተኻፋላይ

ብምኽንያት ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ መስዋእቲ፡ ጅግና ብጻየይን ሓወይን ተቓላሳይ ተስፋሁነይ መስፍን ዝተሰምዓኒ መሪር ሓዘን እናገለጽኩ፡ ንብምሉኦም ብጾተይን መቓልስተይን መሓዙተይን፡ ብፍላይ ከኣ ንብዓልቲ-ቤቱ  ብጸይቲ ትርሓስን ንደቁ መሪሕን እልልታን ጽንዓት ይሃብኩም። ንስውእ ሓርበኛን ተጋዳልይን ተስፋሁነይ መስፍን

alt

Read more...
 
ቃል ሓዘን ቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

E-mail Print

29 ሓምለ 2010                                                              ቃል ሓዘን 

ብምኽንያት መስዋእቲ ተጋዳላይ ተስፋሁነይ መስፍን ዝተሰመዓና ዓሚቕ ሓዘን እናገለጽና ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት ንስድራቤቱ ጽንዓት ይሃቦም ንብል።

Read more...
 
ናይ ሓዘን መግለጺ ህደግኤ ጨንፈር ስካንዳቭያን።

E-mail Print

ናይ ሓዘን መግለጺ  

 alt

መስዋእቲ ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን

ተጋዳላይ ተስፍሁነይ መስፍን ምሉእ ዕድሚኡ ንህዝቡን ሃገሩን ብተወፋይነት ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 21 ሓምለ 2010 ብዘጋጠሞ ድንገታዊ ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ምፍላዩ ንሕና ብጾቱ ኣባላት

Read more...
 
ናይ ሓዘን መግለጺ ሰ.ደ.ገ.ኤ ጨንፈር ጀርመን

E-mail Print

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓርበኛ ብጻይና ተስፉሁነይ መስፍን ብዘጋጠሞ ሓደጋ ብመስዋእቲ ካባና ብምፍላዩ ዝስማዓና መሪር ሓዘን ወሰን የብሉን ብጻይ ተስፍሁነይ ንህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ንምዕዋት ከይሰልከዮ ክቃለስ ዝጸንሒ ተባዕ ተጋዳላይ እዩ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ደሞክራስን ንስድራበቱን

Read more...
 
استشهاد المناضل/ تسفو هوني مسفن

E-mail Print

استشهاد المناضل/ تسفو هوني مسفن

تتقدم جبهة الثوابت الوطنية الارترية بخالص التعازي إلى الجبهة الديمقراطية الشعبية الإرترية والى التحالف الديمقراطي الإرتري ،

Read more...
 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »

Page 1 of 10
ብህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ - ህደግኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳል - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Eritrean People’s Democratic Front –EPDF - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - Establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity

Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel