እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 10 guests and no members online

ብምኽንያት መበል 55 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደ.ግ.ሓ.ኤ)፡

ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፣

ጀጋኑ ተቓለስቲ ህዝብታት ኤርትራ!

ሎሚ ባሕቲ መስከረም ምውላዕ ሽግ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ ንመበል 55 ዓመት ክንዝክር እንከለና፡ ምዕራፍ ህዝባዊ ቃልስና ከመይ ጀሚሩ ከመይከ ተጓዒዙ፡ እንታይ ውጽኢት’ከ ኣምጺኡ፡ ብሕጽር ዝበለ ክንርእን፡ ካብኡ ናይ ጅግንነትን ሓርበኝነትን ኣወንታዊ ተመክሮ ክንወርስ፣

Read more: ብምኽንያት መበል 55 ዓመት ዝኽሪ...

بيان التحالف الديمقراطي الإرتري

بمناسبة إحياء الذكرى الـ55 لانطلاقة الكفاح المسلح للشعب الإرتري

نحتفل اليوم بالذكرى الـ55 لانطلاقة الثورة الإرترية في الفاتح من سبتمبر 1961، والتي كانت بحق محطة فاصلة في التاريخ الإرتري، وسيظل هذا اليوم محل وقفة وطنية علي مر العصور لتجاوز الأزمات والمعضلات في حياة الشعب الإرتري ، وقفة لتمتين الوحدة الوطنية وخيار سيادة الدولة المستقلة تسهم بقدر مادي ومعنوي في ترسيخ المشروع الوطني مع تعاقب الأجيال وتوالي الحقب، كانت إنطلاقة سبتمبر بقيادة الشهيد البطل القائد/ حامد إدريس عواتي ثورة شعبية هبت

Read more: بيان التحالف...

ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 55 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ

ብኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝወጸ መግለጺ

ሎሚ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ብመሪሕነት ጀግና ስውእ/ ሓሚድ እድሪስ ዓዋተ ዝተጅምረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ ህልው ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ መድረኽ ዝኾነት መበል 55 ዓመት ነኽብር ኣሎና፡፡

Read more: ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 55 ዓመት...

ብዓሰርተታት ኣሽሓ ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ተማሃሮ ኣብ ናይ ባርነት ዕዮ ተዋፊሮም ይርከቡ

“ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን” (ኤምዲሰመ) 26 ሓምለ 2016

ትርጉም ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ካብ ዕለት 9 ሓምለ 2016 ኣትሒዞም ብዓሰርተታት ኣሽሓት

Read more: ብዓሰርተታት ኣሽሓ ዝቑጸሩ...

እዘን ኣብ ታሕቲ ኣስማተን ተዘርዚሩ ዘሎ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ንኩነታት ምስንዳእ 2ይ ሃገራዊ ጉባኤ ኣመልኪተን እዚ ዝስዕብ መግለጺ የውጽኣ።

Read more: ብሓሙሽተ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ...

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

Show Panel