ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ተቐማጦ ጀርመን፡
ኩልና ከምእንፍልጦ መንእሰያትና ኣብ ጉዕዞ ስደቶም ብኣረሜናዊ ግፍዕን፡ ብጥይት ወተሃደራት ጐረባብቲ ሃገራት ይጠፍኡን ኣለዎ። ምእንቲዚ ኩልና መንእሰያት፡ ኣዴታት፡ ኣቦታትን፡ ብሓባር ኣብ ደገ ወጺና ኤርትራውያን ኣብ ዝኣተዉዎ ሃገር ብሰላም ናይ ምንባር መሰሎም ንኽሕሎ፡



ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ተቐማጦ ጀርመን፡ ኩልና ከምእንፍልጦ መንእሰያትና ኣብ ጉዕዞ ስደቶም ብኣረሜናዊ ግፍዕን፡ ብጥይት ወተሃደራት ጐረባብቲ ሃገራት ይጠፍኡን ኣለዎ። ምእንቲዚ ኩልና መንእሰያት፡ ኣዴታት፡ ኣቦታትን፡ ብሓባር ኣብ ደገ ወጺና ኤርትራውያን ኣብ ዝኣተዉዎ ሃገር ብሰላም ናይ ምንባር መሰሎም ንኽሕሎ፡ |
||
|
||
|
More Articles...
|
||
|
|
||
| Page 1 of 17 |