እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 65 guests and no members online

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)ኣብ 2ይ መዓልቱ፡

2ይ ውድባዊ ጉባኤ ኣብ 2ይ መዓልቱ፡

ኣብቲ ብክብ ዝበለ ድምቀትን ዓጀባን ትማሊ መዓልቲ ካብ ናይ ዕጡቓት ናይ ፕሮፖጋንዳን ምንቕቓሕን ኣሃዱታትን ኣባላት መሪሕነትን መሰረታትን ውድብ፡ ካብ ህዝብና ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝመጹን፡ ካብ መሓዙት ውድባትን፡ ሰልፍታትን ማሕበራትን ሓለፍትን ተወከልትን ኣሳቲፉ ብምዕሩግ ኣገባብ ዝተኸፍተ ካልኣይ ጉባኤ ደግሓኤ ሎሚ ድማ 21 መስከረም 2017 ንካልኣይ

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) መኽፈቲ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ፡

ልኣይውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)ብውድባዊ ሰሚናር ኣቢሉ፡ ዘብርሆን ዘጻፈፎን መደባት ኣቃኑዑ። ን2ይ ውድባዊ ጉባኤ ቅድመ-ተደላይነታቱ ኣዋዲዱ፡ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜን ቦታን ሎሚ መዓልቲ 20 መስከረም 2017 ሰዓት 2 ድ.ቀ. ብናይ ዝኽሪ ስዉኣት መዝሙር ብጉጅለ ባህሊ ተሰንዩ ብክብ ዝበለ ድምቀትን ዓጀባን ተኸፊቱ

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ሰሚናርኣብ ሳልሳይመዓል 9/18/17፡      “

ኣብ ውድባዊ ሰሚናር ንምይይጥ ዝተዳለወ ሰነድሎሚ ሳልሳይ መዓልቱ ዝቐጸለ ኮይኑ፡ ምሉእ ብምሉእ ብክብ ዝበለ ሓላፍነታዊን መድረኻዊን ክትዓትን ምምይያጥን ኣካይድሉ።ንዕኡ መሰረት ብምግባር ኣብዚ ናይ ሳልሳይ መዓልቲመዛዘሚ ናይቲ ሰሚናር ሓላፍነት ዝመልኦም ርእይቶታትን ገምጋማትን ለበዋታትን ካብ ተሳተፍቲ ክቐርቡ እንከለዉ፡ እዚ ሰሚናር እዚ ኣብ ሓርነታዊ ቃልስና ብሩህን ትስፉውን መጻኢ

Read more: ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር...

ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

ኣብ ዝተመደበሉ ግዜን ቦታን ብድምቀትን ብዓጀባን ተጀሚሩ

Read more: ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር...

ብምኽንያት መበል 56 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደ.ግ.ሓ.ኤ)፡

ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፣

ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣውን ደሞክራስያውን ክብሮምን ሃገራዊ መንነቶምን ከረጋግጹ ክብሉ፡ ንከባቢ 20 ዓመታት ዝኣክል ዘካየድዎ

Read more: ብምኽንያት መበል 56 ዓመት ዝኽሪ...

Red Sea Afar Democratic Oragnization

(RSADO)

Logia, Afar Regional State, Ethiopia

Email: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

Date: 19/06/2017

The Eritrean "Border Disputes" and the Tragedy of “Border Straddling" Red Sea Afar People

Today (19.06.2017), the UN Security Council (UNSC) will hold an extraordinary meeting to discuss "the border dispute" between the Republic of Djibouti

Read more: The Eritrean "Border...

ፍዳታኹ 26 ኤመሪልጉድናዂዲኤልብድናዂዲ

ዋሳ፣ፋሪዕእክባሙርቛብሊንኹዱዂ

(Democratic Organization of Blin Nation-Eritrea)

ሕክም ኢትይቢዩዂ እን ሰላምድ ፈድረሽን ኢትዮቢየዲ ኤርትረዲር ነበክል ቱናኹሲ ግን ግናይድ በሻቑ በሻቑ እርጋዂሲ ደንጎቢልኻ ንርትክ ኤርትረት ሒልድ ስላሕድ

Read more: ፍዳታኹ ና 26 ኤመሪል ጉድናዂዲ...

መግለጺ

ብሽማግለ ንሃገራዊ ዘተ ካይዘርስላውተርን/ሆኽሽፓየር

23 ሰነ 2016 ብርግጽ ሓንቲ ታሪኻዊት መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ጸረ ዲክታቶርያዊ   ተቛዉሞ ህዝቢ ኤርትራ እያ። ካብ 10 ሽሕ ንላዕሊ ዝኾነ ህዝቢ ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ዘሎዎ ተቛዉሞኣዊ መርገጽ ኣመስኪሩ። ነቲ ሰላማዊ

Read more: መግለጺ ብሽማግለ ንሃገራዊ ዘተ...

Eritrean Afar State in Exile(EASE)

Restoring the Dignity of the Eritrean Afar People Democratically "Eretriyah Qafarih Konnabna Demokraasil Daabisenno"

For immediate release:

March 20th, 2017- Ottawa, Canada

March 14th, Eri-TV announcement by the Eritrean government sheds light on systemic policies to displace the Afar Eritreans from resources rich and strategic coast on the red sea.

Read more: Eritrean Afar State in...

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel