እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 19 guests and no members online

ፖለቲካዊ ስድነት፡-

ካብ ልዕልና ህዝብን ሕግን ዝሃደመ

ንተግባራት ግዳማዊ መግዛእቲ ከምዘለዎ ዝደገመ

ኣብ ነበርና ዝነብር በረኣእያ ዝሓመመ

Read more: ፖለቲካዊ ስድነት፡-

ለበዋ ዉሽጡ ሑሩር

,,ጤየል መጠራ, ካብታ ምንጣራ ስ ምምጥጣራ,

ህዝቢ ኤርትራ, ንመገሻ ንሕክምና,, ንባኒ ኩሉ ብመስርዕ,,

ምምባር መሪርዎ ንስግር ዶብ እንዳ ጠመተ,,

Read more: ለበዋ ዉሽጡ ሑሩር

ዓመት ተጸቢኻ እንደሞ ኮይኑ፡-

ተበግሶኽን ጽቡቕ ጭርሖኽን ጥዑም

ሕብረትክን ተስፋ ትብዓትክን ግርም

Read more: ዓመት ተጸቢኻ እንደሞ ኮይኑ፡-

እቲ ጭርሖ ሸቶኡ ከይሃርመ፡-

ግዳማዊ መግዛእቲ ስዒርና ሃገር ተረኪብና

ኣብ ክንዲ ንላዘብ ንተሓላለ መሊስና ተበቲና

Read more: እቲ ጭርሖ ሸቶኡ ከይሃርመ፡

ኣብ ዝኽሪ ቶጎሩባ, ኣብ ዝኽሪ 8 መጋቢት ክላቦ

ትም ኣይንበል ዓገብ ዝበለ ዓቕሉ እንዳ ጸበቦ,

ማፍያዊ ጉጅለ ኣይወድቕንዩ ባዕሉ,

ደቂ ኤረይ ኣብ ፍትሐዊ ቃልሲ ዕሰሉ,

Read more: ኣብ ዝኽሪ ቶጎሩባ, ኣብ ዝኽሪ 8...

ባሕርና ኣብ ቀረባ ርሑቕና

እምቢ ንመግዛእቲ፡ እወ ንነጻነት ኢልና እንክንጋደል

ብመን ሕራይ ነብስና ፈሪድና ክንቅበል መስገደል

ናብ ዝሓሸ ጽባሕ እናማዕደና ዝወፈርና ብዘይ ኣባል

Read more: ባሕርና ኣብ ቀረባ ርሑቕና

ዉሽጡ ሑሩር,እዛ ርጊቢት ምስ ዕንበባ ቀዳዊትና ይግበራ,

ብተመን ዝሰንበደ ብልሕጺ ተዳህለ,

ተሐጒሰ, ግን ካብ ተመኩሮ ተበጊሰ,

ሰናይ ተበግሶ ናይ 18 ውድባት ኣሞጒሰ,

Read more: ዉሽጡ ሑሩር,እዛ ርጊቢት ምስ...

ውሽጡ ሑሩር ዓርከይ ኢሂ፡ እንታይ ዩ ሐሸሽ ዝብል፡

ትም ኢልካ ተሐባእ ስለያ ህግደፍዩ ዝመጽእ ዘሎ፡

ክንዲ ብሐባር ያዕ ንበሎ፡

Read more: እንታይ ዩ ሐሸሽ ዝብል፡

በበይንኻ ዳሳት ተኺልካ,ቱታ ቦታኣ ሲሒታ

ንደቂ ኤረይ ክላቦ, ብስኒት ንዝብኢ ጎዶቦ ክንገጥሞ

ቅድሚ ኣውራጃዊያን ምዃና ኤርትራዊያን ኢና ሞ

Read more: በበይንኻ ዳሳት ተኺልካ,ቱታ ቦታኣ ሲሒታ

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

እግሪ 1 Mod Footer1 sample mod subtitle

This is the footer1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character, the text after will be the subtitle.

ቃለ መጠይቕ