እዋናዊ ዜናታት
- ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣስታት 100 ስደተኛታት ጥሒሎም።
- ናይ ሓዘን መግለጺ
- ሰማእታትና ዝቐስኑን ህዝብታት ኤርትራ ዝድበሱን፡ ዝወደቕሉ ህዝባዊ ሓርነታዊ ዕላማ መሊኡ ሽትኡ ምስ ዝወቅዕ ጥራሕ እዩ፡
- ወዲ 48 ዓመት እስራኤላዊ ኣብ ልዕሊ ጓል 6 ዓመት ኤርትራዊት ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሙ
- ጋዜጣዊ መግለጺ ንሕቶ ዶብ ብሰላም ንምፍታሕ ዝምልከት
- ጉጅለ ህግደፍ ንደገፍቱ ብመደብ ኣባኢሱ ተመሊሱ ብምሽምጋል ንመናዊሕ ስልጣኑ ይጥቀመሎም ኣሎ።
- ኣብ ሊብያ ካብ ኢድ ነጋዶ ሰብ ከምልጡ ካብ ዝፈተኑ ስደተኛታት 15 መይቶም ልዕሊ 20 ከም ዝቖሰሉ ተፈሊጡ
- መግለጺ ንዝኽሪ በዓል ናጽነት ኤርትራ
- ህግደፍ ብኣስገዳድ ህዝቢ የፈናቕል ኣሎ።
- ሓደ ወተሃደር ህግደፍ ሕነ ሓዉ 6 ኣብ ሓለዋ እሱራት ዝነበሩ ወተሃደራት ቀቲሉ ነብሰ ቅትለት ከም ዝፈጸመ ኣሰና ሓቢራ።
- ልዕሊ 11 ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክሳቐዩ ዝጸንሑ፡ ፓስተር ዕቑባ ሚካኤል ተኽለ ሃይማኖት ዝተባህሉ መራሒ ሃይማኖት ተፈቲሖም
- ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ካብ ስነ-ሓሳባዊ ፖለቲካዊ ፍሕፍሕ፡ ድሑር ስምዒታት ዝፈጥሮ ምፍልላይ ይዓቢ
- ነጻነት መራኸቢ ብዙሓን ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ሓደጋ ይወድቕ
- ሰብ ክጨውዩ ናብ ሱዳን ዝተላእኩ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ፡ ብኣባላት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።
- መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ኣብ ኤርትራ ሰባት ብናይ መንግስቲ ተኲስካ ቅተል ፖሊሲ ከም ዝቕተሉ ገሊጹ
ኣብ መርበብ ዘለዉ
We have 16 guests and no members online
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 15 March 2017
መርሓባ 15 መጋቢት 64 ቶጎሩባ ሐበን
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ
በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
ኣብ ቶጎሩባ ብመሪሕነት ኣቡ ርጀላ
ጀጋኑ ሰራዊት ሐርነት ዝወደቑላ
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 08 March 2017
መጋቢቲ .፪.8ኣህግራዊትማዓልቲ
ደቂ ኤረይተቃሊሰን ጸረመግዛእቲ
ሕድሪሰማእታትና ክቡር እዩ
በርሀዑቁባዝጊሃገርጀርመን
ቀዳመይቲ ስውእቲ ተጋዳሊቲ ተሐኤ ነብሮ
ብቀዳመይቲስውእቲኣለም መስፍን ክጅምሮ
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 28 February 2017
ቲቪ ኤረይ ዶ ቲቪ ድያብሎስ
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ
በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
መንዩ ተሐታቲ፡እቶም ኣብ ጎቦታት ሳሕል ዘገበልዎ፡ ዓዲ ምስ ኣተወ ኣንጊሆም ስልጣን ናይ ህዝቢ እዩ ዓገብ ክንዲ ዝብሉ ትም ምስ በሉ፡ከምቲ ንዝብኢ ምራኻት ሐሉ ምስ በልዎ ንበይነይ ምፍተተይ ኢሉ ዝበሃል፡፡
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 19 February 2017
ጸባ ሰቲና ብመንእሰያት ኢስራኤል
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ
በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
ብሙዑታት መንእሰያት ደቂ ኤረ
ብስርሒት ዓርቢ ምሸት ተደሪረ
ብደለይቲ ፍትሒ ጸባ ሰትየ ሐዲረ..
- Details
- Written by በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 13 February 2017
ኩልና ነንነብስና እሞ ንሕተት ቃልስና ክዕወት
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ
ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
ደቂ ኤረይ ጽን እሞ በሉ፡ ኣቦሐጎታትና ክምስሉ ከምዚ ይብሉ: ሐሲኻ ኣታዓርቕ እንበር ሐሲኻ ኣይተባእስ ይብሉ፡ ሎሚ ግን ብግምጣሉ ሐሲዮም ከታዓርቑስ ይትረፍ፡ ከይቀደመትኪ ሐባል ብልያ፡፡ከስዔ ኣደ ጉራምራ ክንደይ ጀጋኑ ከምዘይ ፈረየ፡፡ኣብ
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 05 February 2017
ከልቢ ህግደፍ ይነብሕ ገመል ንሐርነት ይግስግስ
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ
ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
መዊጽካን ኣይስኒ ሚዒድካን ኣይልቢ
ንህላዌና ዝፋታተን ኣብልዕሌና ይዝንቢ
ማዓስ ኢኻ ኣዚርካ ትሐስብ ኣታ ህዝቢ..
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 19 January 2017
ኣጆኹም ኣጆና ክወግሕዩ ከመይ ዘይወግሕ
ሕድሪሰማእታትና ክቡር እዩ
በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
መቃልሕ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት
ብ2ጥሪ ጡዑም ወረ ኣብ ሐዲሽ ዓመት
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 04 January 2017
ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ኮራኹሮምን
ሕድሪ ሰማእታትና ክቡ እዩ
በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
ንህግደፋዊያን ክንገብረሎም ናቶም ትሃርም ልቢ እንተላቶም
ክንደይ ኣሎ ካብ ሐርነት ጽፊዒት ዝመረጸ
መሳርሒ እቲ ዓወት ንሐፋሽ እንዳበለ ዝመጸ..
- Details
- Written by ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
- Published: 26 December 2016
ጉጅለ ህግደፍ ተሐቢኡሉ ዘሎ
ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ኣይኮነን
ሕድሪ ሰማታትና ክቡር እዩ
ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን
ኢሰያስ መንሽሮ ዓደቦ ተኣለ
ጸባ ስተ ንጉሰ ሃይለ መንስዓይ፡ እዚኹሉ ጅግንነትን ተወፋይንነትን ተረሲዑ ቃልስና ብሰንኪ ንቑጽ ይነድድ ርሑስ፡፡
ኣገዳሲ ቆጸራታት
- ዝኽሪ ንፈላሚት ባሕቲ መስከረም ሰውራ ኤርትራ ኣብ ሽቱትጋርት
- ጻውዕት ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኤውሮፓ/ኸ ኣብ ጀርመን
- በዓል 8 መጋቢት 2017
- በዓል 8 መጋቢት 2017
- SECOND EASE CONGRESS ANNOUNCEMENT - ምልክታ : ካልኣይ ጉባኤ ዝምልከት
- ኣገዳሲ ሓበሬታ ዝኽሪ መበል 25 እዮብያላዊ ዓመት ናጽነት ኤርትራ Firande av 25 års av Eritreas Självständighet.
- ኣገዳሲ ሕዝባዊ መፍለጢ Important Public Announcement دعوة لإجتماع هام
ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here
This is the right module position, which is not using any module suffix.
To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.