• Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Start ኤደኪ EDA
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.
ኤርትራዊ ደማክራስያዊ ኪዳን Eritrean Democratic Alliance
 
ለበዋታት ሓፈሻዊ ዓውደ መጽናዕቲ ንሰፊሕ ሃገራዊ ዋዕላ ንዘተን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

E-mail Print

 አብ ሓምለ 2009ዓ.ም አብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝመያየጠሎም አርእስትታት ንምንጻር ዓውደ መጽናዕቲ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተኻይዱ ነሩ ፡፡ እቲ ዓውደ መጽናዕቲ አገደስቲ  ዝኾኑ አብ ዝተፈላለዩ አርእሰታት ዋዕላ ክመያየጠሎም ዝኽእል ለበዋታት አሕሊፉ ነሩ፡፡ እቶም ዝቐረቡ ለበዋታት ድማ ብማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሰያዊ ኪዳን ጸዲቖም፡፡ እቶም ለበዋታት ንአሰናዳኢት ሽማግለ ከም ናይ ስራሕ መምርሒ ንኽተሳላሰል ተዋሂቡዋ፡፡ አሰናዳኢት ሽማግለ ብወገና አብአተን ዝነበረ ገለ ሕጽረታት አብ

Read more...
 
ምስንዳእ ሰፊሕ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

E-mail Print

ብዛዕባ ከመይነት መስርሕ ጉዕዞ ምስንዳእ ሰፊሕ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

 ብዝምልከት ትልሚ ሓሳባት(Road Map)

Read more...
 
موجهات أولية هامة حول كيفية سير العمل التحضيري لملتقى الحوار الوطني الإرتري للتغيير الديمقراط

E-mail Print

موجهات أولية هامة حول كيفية سير العمل التحضيري لملتقى الحوار الوطني الإرتري للتغيير الديمقراط

Read more...
 
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  Next 
  •  End 
  • »

Page 1 of 2
ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ - ደግሓኤ - ዝዝርጋሕ ርእሰ ነጻነቱ ዝተሓለወ ዌብሳይት - ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ - ንሓድነት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ብምድልዳልን ንሸቶታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምዕዋት - ደሞክራስን ማሕበራዊ ፍትሕን ሰላምን ራህዋን ዝሰፈና ኤርትራ ንምርግጋጽ ይቃለስ - An Independent Website Distributed by Democratic Front for Eritrean Unity –DFEU - Anti Dictatorial Regime PFDJ - Embolden Unity of Eritrean Democratic Alliance - and struggle to accomplish the aims of Eritrean National Council for Demonratic Change in order to establish an Eritrea with Democracy, Social Justice, Peace and Prosperity.

ሓተታ Poll

ሃገራዊ ዋዕላ ን ደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንኽካየድ ምውሳኑ፡ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት'ዩ ዶ ትብሉ/ላ?
 
Send your articles comments or critics to webmaster@democrasia.org
Administration-Panel