እዋናዊ ዜናታት

ኣብ መርበብ ዘለዉ

We have 44 guests and no members online

ኤርትራ፡ እንታይ ዓይነት ምልኪ? Eritrea: What kind of dictatorship ዘርእስቱ ብኢዮብ መዓሾ ዝተደርሰ መጽሓፍ፡ ብኢምይል This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ወይ ድማ ኣብ ኣሕተምቲ ኤርትራ-መቓልሕ Mekaleh-Eritrea Publishers, P. O. Box 23010, 76011 Karlsruhe, Germany ብምጽሓፍ ክትእዝዙ ትኽእሉ። 

ዝኸበርኩም ኣሕዋት፡ብቐዳምነት ሰላምታይ ይብጻሕኩም።ኣስዒበ ድማ ኣብ ጥዕናኹም ይኹን ናብራኹም ጽቡቕን ሰላምን ክትህልዉ ይምነየልኩም።ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት “ሰረት ታሪኽ ጥንታዊት ምድረ ባሕረ-ጋስ ኤርትራ“ እትብል መጽሓፍ ኣቕሪበልኩም ነይረ።

ሕጂ ድማ ሓዳሽ መጽሓፍ “ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ እንብዓልመን‘ዮም ሕድሪ ስውኣት ዝጠለሙ እትብል መጽሓፍ ሒዘልኩም ቀሪበ ኣሎኹ።ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ....ኣስማት322 ብጣልያን ዝተቐትሉ ታሪኻውያን ኣቦ‘ሓጎታት ምስ ገለ ስእልታትን፡ጉዕዞ ብረታዊ ቃልስን፡ብወልቀ መላኺ ኣስመራን (ባሻይ ቢኢዱ) ዝተኻየደ ግዕዘይ ተግባራትን፡ኩነታት ኤርትራን ትገልጽ ኮይና ክሳብ 231 ኣርእስቲ ዘሓትን፡710 ገጻትን፡ልዕሊ 450 ስእልታትን ዝሓዘት ኢያ።ስለዚ መጽሓፈይ “ዓደይ ዓዲ‘ጀጋኑ እንብዓልመን‘ዮምሕድሪ ስውኣት ዝጠለሙ?“ሒዛቶ ዘላ ኣርእስትታት ንምፍላጡ ኣገዳሲ ስለዝኾነ ድማ ኣብ ሰለስተ ክፋል ገይረ በብዕለቱ ከመሓላልፈልኩም ተዳልየ ኣለኹ።ሕቶ ይኹን ርእይቶ ዘለኩም ወይ ድማ መጽሓፍ ክትጠልቡ ምስ እትደልዩ ድማበዚ ዝስዕብ ኢሜይል መልእኽትኹም ክተቕርቡ ብትሕትና ይጽበ።E-mail: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. 561815297 or Mobil.0049 170 311 9367.

ምስ ምሉእ ኣኽብሮት

ሓዉኹም ዶ/ኣብርሃም ጳውሎስ

ብነፍስሄር ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝተደርሰ፡ ታሪኽ ወለዶ ኤርትራ።

ካብ ነገደ ሳባ ሴምን ነገደ ሳባ ኩሽን ንገደ ኒሎቲካውያንን ጀሚሩ ክሳብ ናይ ሕጂ ዘሎ ትውልድን ከምኡ‘ውን ዝርዝር ትውልዲ ነገደታት ኤርትራ ክሳብ ገሊኡ ዓድታትን ዝገልጽ መጽሓፍ፡ ብነፍስሄር ሃለቃ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝተጻሕፈ፡ ተሓቲሙ ኣብ ዕዳጋ ወሪዱ ስለ ዘሎ ንሓበሬታ ተወከሱ።

This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

ሞድ የማን Mod Right sample subtitle goes here

This is the right module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ሰላም 1 Mod Bottom1 sample subtitle goes here

This is the bottom1 module position, which is not using any module suffix.

To create a subtitle, separate the title input text in the module manager with an "|" character then enter your subtitle text.

ቃለ መጠይቕ

Show Panel