democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
  • ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር  ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
  • ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
  • ተርእዮ ዘይንቡር  ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
  • ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
  • መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
  • ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
  • ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
  • ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
  • እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • ናባና እተዉ እምበር ሓቢርናን ተዳጋጊፍናን ንቃለስ ዘይብል እምነት ናበይ ዘምርሕዩ !
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Tel Aviv – Eritrean regime plans a ‘festival’ on Saturday – despite warnings of clashes
  • Three key points about the Gabon coup
  • Disguised as cultural festivals: Eritrean government spreads war propaganda with Kalashnikovs and calls for genocide
  • መሪሕ ቀላሲ ፖለቲካን ተባዕ ናይ ተግባር ሓይልን ይናበቡ ይተሓባበሩ
  • ፋሽሽትነት ገበን ‘ምበር ጀግንነት ኮይኑ ኣይፈልጥን
  • ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ

መግለጺ ሓዘንን ጽንዓትን:

Details
Written by: Super User
Published: 18 October 2023
Hits: 90


ንዝኽሪ ስነ-ስርዓት ህላወን መንነትን ህዝቢ ትግራይ ንምውሓስ ኣንጻር ኩናት ብርሰት ህዝቢ ትግራይ ክቡር ህይወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጊዜ ጽንኩር ኩነታት ኩናትን ወረ ኩናትን ኩሉ ዓቕምታቱ ጸንቂቑ ብጅግንነት ተዋዲቑ ህላወኡን መንነቱን ዘውሓሰን፣ ንስለ ሰላም ክብል ከኣ ዝኣክል መስዋእቲ ቀያሕትን ጸለምትን ጀጋኑ ደቁ ከፊሉ ሰላም ዘውሓሰን ደላይ ሰላም ምዃኑ ብንጹር ኣብ ባይታ ንህዝቢ ዓለም ዘርኣየን ዘመስከረን ኢዩ አንዳበልና ኣብዚ ጽንኩር ናይ መርድእን ሓዘንን አዋን ንመላአ ህዝቢ ተግራይ ጽንዓት ይሃብካ ንብል፡ ንኹሎም ጀጋኑ ሰማአታት ትግራይ ከኣ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንምነ።

በዚ ኣጋጣሚ ከኣ፡ ዋላ’ዃ ክሳብ ሕጂ ብዕላዊ መንገዲ ዝተሓበረ እንተዘይኮነ ነቶም ብሰንኪ ጻሕታሪ ኩነት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዘይምልከቶም ኩናት ኢትዮ/ትግራይ ተጠቢሶም ዝሃለቑ መንእሰያት ኤርትራ መንግስተማይ የዋርሶም፣ ንወላድ መኻን ዝኾና ኣዴታት ኤርትራ ከኣ ጽንዓት ይሃበን ንብል።

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

ጥቅምቲ 15/2023።

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ

Details
Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
Published: 03 October 2023
Hits: 111

ህዝቢ ኤርትራ ብኣንጻር ዝነበሮ ናይ ሰላም፡ ደሞክራሲ፡ ልምዓት፡ ማሕበራዊ ፍትሒ ባህግታትን ዝኸፈሎ ኩለ-መዳዊ መስዋእትን’ዩ ኣጓኒፍዎ ዘሎ። ኢደ ወነናዊ እንኮ-ሰባዊ ዘቤታዊ ጸላኢ ብመደብ ብዝኽተሎ ዘሎ ኣድኪኻ፡ ኣርዒድካን ከፋፊልካን ግዛእ ጸረ-ህዝቢ ፖሊሲ፡ መሰረታዊ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላቱ ካብ ዝሓመቐ ናብ ዝኸፍአ ስቓይን መከራን እናተሰጋገረ፣ ብጉልባብ ምዕቃብ ነጻነትን ምውሓስ ልኡላውነትን ብጨካን ፋሽሽታዊ በትሪ ብጭውያን ቅንጸላን ብዙሓት ወገናት እናኸፈለ 32 ዓመት ተጓዒዙን ገና ይቕጽል ኣሎን።

Read more: ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ

ፖለቲካዊ ስልጣን ምጭባጥ ይኹን ናይ ስደት መንግስቲ ምምስራት፡. -   ብወቕቲ ኣንጻር ባህጊ ካብ ምዃን ዝሓልፍ ኣይኮነ

Details
Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
Published: 11 September 2023
Hits: 109

ዝኾነ ፖለቲካዊ ቃልሲ ዝካየድ ዝተኽሎ ዓይነት ስርዓት ብዘየገድስ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ እዩ፡

         « ፖለቲካ ምምሕዳራዊ ጥበብ »ክሳብ ዝኾነ ፡ዝኾነ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ሓይሊ /ህዝቢ ፖለቲካዊ ምምሕዳራዊ ጥበብ ወኒኑ መሰሉ ከረጋግጽን ጠቕሙን ፖለቲካዊ ስልጣኑን ክዉን ክገብር ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ከካይዶ ዘለዎ ቅድመ- ኩነታት ብግዜ ኣንጻር ክህልዉ ኣለዎም፡፡እዚ ማለት ካኣ እቲ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ዘሎ ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ህዝብን ዝተፈላለዩ ኣካላት ሕብረ-ተሰብን ዕላምኡ ኣእሚኑ ከውድቦምን ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዘብቕዕ ቃልሲ ከካይድን ይግባእ፡፡

Read more: ፖለቲካዊ ስልጣን ምጭባጥ ይኹን ናይ ስደት መንግስቲ ምምስራት፡. -   ብወቕቲ ኣንጻር ባህጊ ካብ ምዃን ዝሓልፍ ኣይኮነ

ጭፍራ ህግደፍ ናብ ሓዲሽ ካምፕ ጽግዕተኘነት ምውጋን፤ - ኣብ ሃገርናን ህዝብታትናን ጉድኣት እምበር ዘምጸኦ ለውጢ የለን

Details
Written by: ደግሓኤ
Published: 11 September 2023
Hits: 97

* ጽግዕተኛ መንግስቲ ህግደፍ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ 30 ዓመታት ናይ ዓመጽን ጎነጽን ፖለቲካዊ ስልጣኑ ዘይኮኖ  ክመስል  እናፈተነ፡ ክብሪ ህዝብን ሃገርን፣ ናጽነትን ልእላውነትን ብምርኻስን ናብ ዋጋ - ዕዳጋ ብምውራድ ጉጅላዊ ጥቕሙ ቀዳምነት ሂቡ ክምእርር ዝጸንሐን ዘሎን ጸረ-ህዝብን ጸረ-ሃገርን ዝኾነ ጉጅለ እዩ፡፡ 

Read more: ጭፍራ ህግደፍ ናብ ሓዲሽ ካምፕ ጽግዕተኘነት ምውጋን፤ - ኣብ ሃገርናን ህዝብታትናን ጉድኣት እምበር ዘምጸኦ ለውጢ የለን

ኣብ ዲያስፖራ ዝካየድ ፖለቲካዊ ቃልሲ ዲፕሎማስያዊ ጥበብን ሕግን ዝተሰነየን ክኸውን ይግባእ

Details
Written by: ደግሓኤ
Published: 11 September 2023
Hits: 112

* ዲፕሎማስያዊ ቃልሲ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ይኹን፡ ኣብ መስርሕ ናጽነት ምስ እተዛምዶም ኣካላት፣ውድባት፣ ሰልፍታት፣ መንግሰታት ወዘተ ሕድ-ሕድ ካብ ምፋላጥ ሓሊፉ ኣብ ሓበራዊ ጥቕሚ (ኣብ ህልውን መጻእን) ኣብ ፖለቲካዊ፣ቁጠባዊ፣ባህላውን ወዘተ ኣብ ምርግጋጽን ምውሓስን ልዑል ኣገዳስነት ዘለዎ ዓውደ ቃልሲ (ዝምድና) እዩ፡፡ ስለዝኾነ ዲሎማሲያዊ ቃልሲ ዝተነጸረ ዕላማ ክህልዎን ብኣግባብ ተታሒዙ፣ንክምስረትን፣ ተመስሪቱ ፍርያት ክርከበሉን ንምብቃዕን፣ ዲፕሎማሲ ዝጠልቦ ሕግታትን ጥበባትን ብምኽታል ዘየቋርጽ ሓላፍነታዊ ቃልሲ ዝሓትት መዳይ ናይ ቃልሲ’ውን እዩ፡፡

Read more: ኣብ ዲያስፖራ ዝካየድ ፖለቲካዊ ቃልሲ ዲፕሎማስያዊ ጥበብን ሕግን ዝተሰነየን ክኸውን ይግባእ

ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ - ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡

Details
Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
Published: 11 September 2023
Hits: 97

ሃገራዊ ቃልስና ንናጽነት ኣብ ዝካየዶ መስርሕ ቃልሲ ንክዕወት 30 ዓመታት ወሲድሉ፡ጸረ-መላኺ ስርዓት ህግደፍ እነካይዶ ዘለና ሓርነታዊ ቃልሰና 30 ዓመታት ወሲዱን ገና ዝቕጽል ዘሎን ቃልሲ እዩ፡፡ብሓፈሻዊ ህዝባዊ ቃልስና ኣብቲ ቀዳማይን ካላኣይን ደረጃታት ቃልሲ ልዕሊ 60 ዓመታት ተኻይዱ ጥራሕ ዘይኮነስ ሕጂ’ውን ገና ኣብ መስርሕ ቃልሲ ዘሎ እዩ፡፡ህዝባዊ ቃልስና ስለምንታይ  እዩ ብዙሕ ዓመታት ወሲድሉን ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሉን ዝኸፍል ዘሎን ኢልና ጉድለታቱ ንምርኣይ ምስ እንፍትን መልሱ ቀሊል እዩ፡፡

Read more: ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ - ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡

ፖለቲካዊ ስልጣን ምጭባጥ ይኹን ናይ ስደት መንግስቲ ምምስራት፡  ብወቕቲ ኣንጻር ባህጊ ካብ ምዃን ዝሓልፍ ኣይኮነን

Details
Written by: ደግሓኤ
Published: 11 September 2023
Hits: 103

   ዝኾነ ፖለቲካዊ ቃልሲ ዝካየድ ዝተኽሎ ዓይነት ስርዓት ብዘየገድስ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ እዩ፡

         « ፖለቲካ ምምሕዳራዊ ጥበብ »ክሳብ ዝኾነ ፡ዝኾነ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ሓይሊ /ህዝቢ ፖለቲካዊ ምምሕዳራዊ ጥበብ ወኒኑ መሰሉ ከረጋግጽን ጠቕሙን ፖለቲካዊ ስልጣኑን ክዉን ክገብር ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ከካይዶ ዘለዎ ቅድመ- ኩነታት ብግዜ ኣንጻር ክህልዉ ኣለዎም፡፡እዚ ማለት ካኣ እቲ ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዝቃለስ ዘሎ ሓይሊ ኣብ ውሽጢ ህዝብን ዝተፈላለዩ ኣካላት ሕብረ-ተሰብን ዕላምኡ ኣእሚኑ ከውድቦምን ፖለቲካዊ ስልጣን ንምጭባጥ ዘብቕዕ ቃልሲ ከካይድን ይግባእ፡፡

Read more: ፖለቲካዊ ስልጣን ምጭባጥ ይኹን ናይ ስደት መንግስቲ ምምስራት፡  ብወቕቲ ኣንጻር ባህጊ ካብ ምዃን ዝሓልፍ ኣይኮነን

ብምኽንያት መበል 59 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ

Details
Written by: Super User
Published: 01 September 2020
Hits: 1507

DFfEUˆህዝብታት ኤርትራ ኣብ ካልኣይ ኵናት ዓለም 1941 ጣልያን ተሳዒሩ ካብ ኤርትራ ተጸሪጉ ኣብ ዝወጸሉ ነጻን ልኡላዊትን ደሞክራስያዊት ዝኾነት ሃገረ ኤርትራ ንምምስራት ዝተኻየደ ሰላማውን ሕጋውን ኣገባብ ቃልሲ ብልዕለ-ሓያል ሃገር ኣሜሪካን መሻርኽታን መሳርሒኦም ዝኾነ ስርዓት ሃይለስላሴን መጀመርያ ማዕርነታዊ ተሳትፎ ብዘይብሉ ፌደራላዊ ምትእስሳር፡ ቀጺሉ ንሳ’ውንውን እንተኾነት ብሓይሊ /ብዓመጽ/ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ክትወድቕ ከም ዝገበሩ ርእሰ ግሉጽ ሓቂ እዩ፡፡

Read more: ብምኽንያት መበል 59 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብደሞክራያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ

  1. ደምበ ተቓወምቲ ኤርትራ ካልኣዊ ፍልልያትና ብግቡእ እናኣመሓደርና፡ ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር / ጽላል/ መስሪትና ክንቃለስ ሕጂ’ውን ዕቱባት ክንከውን ይግባእ፡
  2. ስርዓት ህግደፍ ክራማት መጸ ብምግቢ ነብስና ምኽኣል ዝብል ጭርሖ እናልዓለ ዝምድር፡ ሕጂኸ ንመን ከታልል እዩ፡

Page 1 of 2

  • 1
  • 2
Designed by atict.com