- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- ናባና እተዉ እምበር ሓቢርናን ተዳጋጊፍናን ንቃለስ ዘይብል እምነት ናበይ ዘምርሕዩ !
- ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
- Tel Aviv – Eritrean regime plans a ‘festival’ on Saturday – despite warnings of clashes
- Three key points about the Gabon coup
- Disguised as cultural festivals: Eritrean government spreads war propaganda with Kalashnikovs and calls for genocide
- መሪሕ ቀላሲ ፖለቲካን ተባዕ ናይ ተግባር ሓይልን ይናበቡ ይተሓባበሩ
- ፋሽሽትነት ገበን ‘ምበር ጀግንነት ኮይኑ ኣይፈልጥን
- ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ
- Details
- Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
- Hits: 24
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ንባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ መሰረት ዝኾነ፡ ታሪኻዊ ፖለቲካውን ሕጋውን ፍትሓዊ ህዝባዊ ሕቶና እንታይ ነይሩ? ነዚ ክውን ንምግባር ካብ 1961 ክሳብ 1991 ን30 ዓመታት ዝተኻየደ ደማዊ ህዝባዊ ኲናት፣ ኣብኡ ዝተኸፍለ ኩሉ-ዓይነት መስዋእቲ፣ ዝተመዝገበ ጽንዓትን ጀግንነትን ብምዝካር፡ ኤርትራ ብ1991 ካብ ማዕዳዊ መግዛእታዊ ኣርዑት ተገላጊላ፡ ብ1993 ኣብ ቅድሚ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ብዝተኻየደ ሕጋውን ወግዓውን ህዝበ ውሳኔ (ረፈረንዱም) ልኡላዊት ሃገር ምዃና ከም ዘረጋገጸት ይፍለጥ።
Read more: ብምኽንያት መበል 62 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
- Details
- Written by: Super User
- Hits: 856
- Details
- Written by: ERDA
- Hits: 862
Brutal and heavy fighting in the Horn of Africa countries in general and in Ethiopia in particular are echoed by the United Nations (UN) and other social media platforms.
Let us express our deepest sorrow at the atrocities and slaughter that is and continues to be committed on and on against the civilian
Read more: Press release Worldwide Eritrean Relief and Development Association
- Details
- Written by: ERDA
- Hits: 848
ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት ኪዋግኡ ካብ ዝጅምሩ ኣትሕዞም ነቲ ብሰንኪ ዓመጽቲ ገዛእቲ ዝወርዶም ዝነበረ ኣደራዕ፡ ብፖለቲካውን ማሕበረ-ቁጠባውን ባህላውን፡ ቀጺሉውን ብብረታዊ ቃልሲ ጸረ ኩሎም ገዛእቲ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ድማ ኣንጻር ጭቆና ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ፡ ኤርትራውያን ኣደዳ ኵናትን ስደትን ኰይኖም ኢዮም። ኣብ ጊዜ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኮነ፡ ብፍላይ ድማ ድሕሪ ‘ሃገራዊ ናጽነት’፡ ናህሪ ስደት መንእሰይ ወለዶ ናብ ጎሮባብቲ ሃገራት፡ ብፍላይ ድማ ናብ ሃገረ ሱዳንን፡ ኢትዮጵያን ክውሕዝ ተራእየ።
- Details
- Written by: ERDA
- Hits: 861
Ever since the peoples of Eritrea began to break free from the political, social and cultural oppression to which they were subjected by the colonialists, and later during the armed strugle against the Ethiopian domination for their freedom, they have faced appalling atrocities and migrations. During the armed struggle of the Eritrean people, especially after the liberation, there was a momentum of heigh emigration rate, especially among the young generation to neighboring countries, especially to the Sudan and Ethiopia.
Read more: Press Release World-wide Eritrean Relief and Development Association
- Details
- Written by: Super User
- Hits: 1228
መግለጺ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ንዓወት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ
- Details
- Written by: UJC, UDC, ENSF-Hidri
- Hits: 1428
ሓድነታዊ መግለጺ ናይ ሰለስተ ኣሓት ውድባት
ሃገርና ኤርትራ ኣብ ከቢድ ኩሉ መዳያዊ ጸገም ኣትያ ከም ዘላ ዓለም ምሉእ ዝምስክሮ ሓቂ እዩ። ዝዀነ ይኹን መባእታዊ ቀረብ ክረክብ ዘይተዓደለ፣ ፖለቲካ ንውሑዳት ኣካላት ጥራት ዝምልከት ኰይኑ ንኻልኦት ኤርትራውያን ገበን ዝዀነሉ፣ መሰረታዊ ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላቱ ዘይተኸብረሉ፣ ብዘይሕግን ፍርድን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝዳጐነሉ፡ ብሕጽር ዝበለ ፍርሒ፡ ጥመት፡ ድንቁርና ወዘተ ዓብሊሎም ንህዝብና ከሳቕዩ ይርኣዩ ኣለዉ። ንሱ ከይኣክል እዚ ቋንቋ ውግእ ወረ ውግእ እምበር ቋንቋ ዲፕሎማሲ ዘይፈልጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ነጸብራቕ ውሽጣዊ ፖሊስኡ፣ ወግሐ ጸብሐ ነጋሪት ናይ ውግእ ኣዋጅ እንዳሃረመ ምስ ኩለን ዝዳወባና ሃገራት ውግእ ከፊቱ፣ ንህዝብና ኣብ ዘይረብሓሉ ውግኣት ክኣቱ ክስዋእን ክስንክል ክስደድን ክበታተንን ይርአ ኣሎ።
- Details
- Written by: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለው
- Hits: 1646
Read more: መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ተባሪዑ ዘሎ ኩናት
ካብ ወጋሕታ 4 ሕዳር 2020 ማዕከናት ዜናታት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ክልላዊ መንግስታት ትግራይን ኣምሓራን፡ ኣብ ትግራይ ኩናት ከም ዝተባረዐ ብወግዒ ዝሕብር በብወገኖም ዝሃብዎ መግለጺታት ተኸታቲልና። ህዝቢ ኢትዮጵያ ብሓደጋ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስን፣ ብሰፊሕ ዘመተ ኣንበጣን ኣብ ዝሳቐየሉ ዘሎ እዋን መርድእ ኩናት ምስማዕ ኣዝዩ ኣጒሃይን ኣሕዛንን’ዩ።
- بيان المجلس الوطني الارتري بشأن اندلاع الحرب في إقليم تجراي الإثيوبي
- መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ኢትዮጵያ
- ጋዘጣዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ንጥፈታት ኣበጊሱ Press Release Eritrean Political Forces Coordination Committee Launches Various Joint Political Tasks تصريح صحفي لجنة التنسيقية للقوى السياسية الإرترية تطلق العديد من الأنشطة السياسية ال
- ሓደ መስከረም ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን/ኤርትራ/ሆደ