democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • National  Dialogue for building democracy in Eritrea
  • ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
  • ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
  • መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት  ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
  • “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Democratic Federalism its advantages and disadvantages
  • ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
  • ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
  • ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
  • Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
  • ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
  • State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
  • ህግደፍ ክሳብ ዝውገድ ብፍሉይ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብም ኣይትዛረቡ፡ ብዝተሓተ ሓባራዊ መቖሚያታት ጥራሕ ተቐየዱ፡ ማለት ብተግባር ዘስርሕ ሜላ ኣይኮነን።
  • Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
  • ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ  ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
  • ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
  • ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
  • ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡

20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ

Details
Written by: Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde
Published: 21 June 2020
Hits: 1460

Bilen Eritirea

ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ/ ሆደ Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde

20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ

20 ሰኔ 2020ዓም ነዉኽር ክብርድ ኤልብነኩንላ። ንሂርሰና ካብሪ ግርጋ ድግም ኤሪትሪኹል እልላ። ብራ ብራ ግን። ብራ ኒትክ ግን። ብራ ሪሒ ግን። ብራ ክብር ግን። ብሪል ሉኩድ

Read more: 20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ

ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ

Details
Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
Published: 20 June 2020
Hits: 1296

DFfEUˆኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡

Read more: ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ

ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።

Details
Written by: ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
Published: 20 June 2020
Hits: 1264

Eritrean Revolutinary Democratic Front ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት ጀሚርና፡ በብዓመቱ እነሆ ንመበል 29 ጊዜ ነኽብራ ኣሎና፡፡ ውድብና ሰደግኤ ን20 ሰነ፡ ከም ማዓልቲ ሰማእታት ተቐቢሉ ከኽብራ እንከሎ፡ ምስ'ዛ ዕለት'ዚኣ ፉሉይ ምትእስሳር ስለዘሎዎ ኣይኮነን።

Read more: ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።

Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia

Details
Written by: ENCDC Foreign Relations & Humanitarian Affairs
Published: 19 June 2020
Hits: 1290

ENCDCEritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia It is with great dismay to learn that Eritreans living the in Red Sea coast had been deprived access to their land and sea resources for a longtime. Since independence, they were once again subjected to cruel treatment by the Eritrean government.

Read more: Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia

20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ/ ሆደ Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde

Details
Written by: Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde
Published: 19 June 2020
Hits: 1371

Bilen Eritirea20 ሰኔ 2020ዓም ነዉኽር ክብርድ ኤልብነኩንላ። ንሂርሰና ካብሪ ግርጋ ድግም ኤሪትሪኹል እልላ። ብራ ብራ ግን። ብራ ኒትክ ግን። ብራ ሪሒ ግን። ብራ ክብር ግን። ብሪል ሉኩድ ደዉ ካያ ኣኽጊ ፍትሕዲ ናይዲሲ ደዉ ይረንላኻ ሰኸረዲ ስነዲ ግን። ይና ብራ ይና ናንተልድ መንተልስሮሰና ኤሪዉድ ኻ ሰኸራ የነድኻ ዓንደል ኣኽሮና ደበናት ዶኩኹና።

Read more: 20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ/ ሆደ Democratic Organization Blin Nation Eritrea/...

Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia

Details
Written by: ENCDC Foreign Relations & Humanitarian Affairs
Published: 06 June 2020
Hits: 1491

 ENCDCIt is with great dismay to learn that Eritreans living the in Red Sea coast had been deprived access to their land and sea resources for a longtime.

Read more: Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia

Joint Congratulatory Message by Eritrean Political Forces on the Occasion of the Eritrean Independence Day

Details
Written by: Eritrean political forces
Published: 30 May 2020
Hits: 1376

Four OrganisATIONS

Eritrean political forces warmly congratulate the Eritrean people on the anniversary of the 29th year of independence as they continue to dialogue and work cooperatively to advance the common national interest.

Read more: Joint Congratulatory Message by Eritrean Political Forces on the Occasion of the Eritrean...

ህዝብና ንለበዳ ኮሮና-ቫይረስ ንምክልኻል ዘርእዮ ዘሎ፡ ናይ ምድግጋፍ ተበግሶታት ዘተባብዕ’ዩ፤

Details
Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ
Published: 30 May 2020
Hits: 1228

DFfEUˆሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ካብ ነዊሕ ታሪኽ ኣትሒዙ፡ ናይ ምድግጋፍ ባህሊ ዝጸንሖ ህዝቢ እዩ፡፡ ኣብ ቤተ-ሰብ ነንሕድሕዱ ይኹን ጎረባብቲ ከምኡ’ውን ጎዶቦታቱ /ከባቢታት/ ብዝተፈላለዩ ሓደጋታት፡ ናይ ሕማማት ይኹን ድርቂ፡ ብዕልቕልቕ /ሓያል ውሕጅ/ ብባርዕ-ሓዊ በርቂ ወዘተ ንወገናቱ ዝጎድኡ ተርእዮ ከጋጥም እንከሎ፡ በታ ዝርካባ ዓቕሙ ብጉልበቱ፡ ንብረቱ፡ ብንዋት ይኹን ጥሪት፡ ገንዘብ ብሓሳብ ክደጋገፍ ጸኒሑ እዩ፡፡

Read more: ህዝብና ንለበዳ ኮሮና-ቫይረስ ንምክልኻል ዘርእዮ ዘሎ፡ ናይ ምድግጋፍ ተበግሶታት ዘተባብዕ’ዩ፤

  1. ኤረትርያ ጀበረት (ነጻንት) ባሕሮ ግርጋ 24/ክብላ/2020ዓም ፋርዕ እክባ ምርቛ ብሊን/ሆደር ሽፍሽፋ።
  2. تهنئة القوى السياسية الإرترية بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا ዮሃና! መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ
  3. Eritrean Appeal to the 44th Session of The UN Human Rights Council, Geneva
  4. ብምኽንያት መበል 29 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡

Page 4 of 9

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
Designed by atict.com