democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • ናባና እተዉ እምበር ሓቢርናን ተዳጋጊፍናን ንቃለስ ዘይብል እምነት ናበይ ዘምርሕዩ !
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Tel Aviv – Eritrean regime plans a ‘festival’ on Saturday – despite warnings of clashes
  • Three key points about the Gabon coup
  • Disguised as cultural festivals: Eritrean government spreads war propaganda with Kalashnikovs and calls for genocide
  • መሪሕ ቀላሲ ፖለቲካን ተባዕ ናይ ተግባር ሓይልን ይናበቡ ይተሓባበሩ
  • ፋሽሽትነት ገበን ‘ምበር ጀግንነት ኮይኑ ኣይፈልጥን
  • ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ

ሓባራዊ ውሳኔታት ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

Details
Written by: ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ
Published: 03 August 2020
Hits: 981

Four OrganisATIONSኣብ ታሕቲ ኣስማተንን ክታመንን ኣንቢረን ዘለዋ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ ብመሰረት ዕድመ መኽሰብ ኣልቦ ማሕበር ሕትመትን ትምህርትን ኤርትራ፡ ካብ ለካቲት 2020 ጀሚረን ብደረጃ መሪሕነታዊ ኣካላተን ርክባት ከካይዳ ጸኒሐን። እዚ ርክባት’ዚ መቐጸልታ ናይቲ ኣቐዲሙ ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕርታትን ተበግሶታትን፡ ከም’ኒ ዋዕላ ሚኒሶታ፣ ንቕሎ ኣዴታት፣ ጠለባትን ምትብባዕን ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኰይኑ፡ ብትሕዝቶኡ ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን እዋንዊ ጠለባቱን ዝገምገመ፡ ንተመክሮታት ደምበ ተቓውሞ ኣወንታውን ኣሉታውን ጐድንታቱ ብወድዓዊ መንገዲ ዝዳህሰሰ ነበረ። ኣብ ጉዕዞ ምይይጣቱ ከኣ፡ ናብ ምዕዋት ሓባራዊ ዕዮ ዘድሃበ፡ ናይ ሓድሕድ ምክብባር ዝዓዘዞን፡ ዘይኣግላሊ መንፈስ ዝሰረጾን ኰይኑ ክቕጽል ጸኒሑ።

ኣብዚ ዝተኻየደ ልዝብን ምርድዳእን፡ ዝተጠቕሳ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ነዚ ዝስዕብ ሓባራዊ ውሳኔታት ብምሉእ ድምጽን ዕግበትን ኣጽዲቐን፤ ዝያዳ ንምንባብ ኣብዚ ምሉእ ሓሳብ'ዚ ብድርብ ጠውቑ(ቓ)

ወክቱኹ ራሕመት ሽጛና ኮረና ቪሩስ COVID-19 ቛላዂድ ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ-ሆደ

Details
Written by: ሽማግሌ ነበካ ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ-ሆደ!!
Published: 12 July 2020
Hits: 1071

Bilen Eritireaፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ-ሆደ፡ ደከዉ ሺካ ላዂ ኤመታተል ይነኮል ህንባኹ ዕምጭሲ ቋልኹድ፡ ኤወያ ደርብድ ዓጨጭሰት ይና በና ኢና ፈራዂ ለመለምሊ ውራ ኣኽሮ ሻዂን ከተብነድ ካያ ኣኽጊ ቂርዲ ገርክዲ ከደምነድ ደባነዲ(ሰላም) ፍትሕዲ ይነብሪል ነገስሮ ቡቕሲነዉ ስድቅዲ ቀለምዲ እቑቱ ኣኽላ።

Read more: ወክቱኹ ራሕመት ሽጛና ኮረና ቪሩስ COVID-19 ቛላዂድ ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊኑዂ-ሆደ

ደምዳሚ መግለጺ 2ይ-ስሩዕ ኣኼባ፡ ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)።

Details
Written by: ፖ/ቤ/ጽሕፈት ሰደግኤ፡
Published: 12 July 2020
Hits: 1003

Eritrean Revolutinary Democratic Front ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ) 2ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ 24 ክሳብ 27 ሰነ 2020 ኣሰላሲሉ። ኣኼባ ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈትና፡ ኣብ ፉሉይ ዓለማዊ፣ ዞባዊ፣ ከባብያውን ሃገራውን ኩነታት'ዩ ተኻይዱ።

Read more: ደምዳሚ መግለጺ 2ይ-ስሩዕ ኣኼባ፡ ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)።

Joint Declaration of The Eritrean Political Forces

Details
Written by: ENCDC - Executive
Published: 25 June 2020
Hits: 1236

Four OrganisATIONS

No one disputes the sad fact that the state of Eritrea, whose independent and sovereign birth was achieved through unparalleled sacrifices, is today being led to a dangerous path by a self-appointed repressive autocrat whose misrule has been repressing and displacing the people for decades without a constitution and the rule of law.

Read more: Joint Declaration of The Eritrean Political Forces

ሓባራዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ البيان المشترك للقوى السياسية الإرترية

Details
Written by: ENCDC - Executive
Published: 25 June 2020
Hits: 989

Four OrganisATIONS

ሃገርና ኤርትራ መዳርግቲ ብዘይብሉ መስዋእቲ ናጽነታን ልዑላውነታን ዘውሓሰት ሃገር’ኳ እነተዀነት፣ እቲ ብኢደ ወነኑ ኣብ ስልጣን ተወጢሑ ንዓሰርተታት ዓመታት ብዘይቅዋምን ሕግን ንህዝብና እናድመየን እናበታተነን፡ ክገዝእ ዝጸንሐን ዘሎን ስርዓት፡ ንሃገርና ናብ ጐደና ጥፍኣት ይመርሓ ምህላዉ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ።

Read more: ሓባራዊ መግለጺ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ البيان المشترك للقوى السياسية الإرترية

ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።

Details
Written by: ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
Published: 25 June 2020
Hits: 974

Eritrean Revolutinary Democratic Front ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት ጀሚርና፡ በብዓመቱ እነሆ ንመበል 29 ጊዜ ነኽብራ ኣሎና፡፡ ውድብና ሰደግኤ ን20 ሰነ፡ ከም ማዓልቲ ሰማእታት ተቐቢሉ ከኽብራ እንከሎ፡ ምስ'ዛ ዕለት'ዚኣ ፉሉይ ምትእስሳር ስለዘሎዎ ኣይኮነን።

Read more: ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።

ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡

Details
Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
Published: 25 June 2020
Hits: 993

DFfEUˆኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡ ከከም ኩነታት ሃገር ዘፍቅዶ እቲ መልክዕ ናይ ቃልሲ ክፈላለን ዝኽፈሎ ዋጋ ክኸብድ ወይ ክፎኩስ ይኽእል እንተዘይኮይኑ ዝኾነ ዝለዓል ፍትሓዊ ሕቶ ኩሉ ልሙጽ ብልሙጽ ኮይኑ ብቐሊሉ ዝዕወት ቃልሲ ኣይነበረን የለን’ውን፡፡

Read more: ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ...

ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

Details
Written by: ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
Published: 21 June 2020
Hits: 959

 DFfEUˆ

ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡

ኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡

Read more: ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/

  1. 20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ
  2. ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ
  3. ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።
  4. Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia

Page 3 of 9

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
Designed by atict.com