democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
  • ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር  ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
  • ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
  • ተርእዮ ዘይንቡር  ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
  • ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
  • መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
  • ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
  • ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
  • ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
  • እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • ናባና እተዉ እምበር ሓቢርናን ተዳጋጊፍናን ንቃለስ ዘይብል እምነት ናበይ ዘምርሕዩ !
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Tel Aviv – Eritrean regime plans a ‘festival’ on Saturday – despite warnings of clashes
  • Three key points about the Gabon coup
  • Disguised as cultural festivals: Eritrean government spreads war propaganda with Kalashnikovs and calls for genocide
  • መሪሕ ቀላሲ ፖለቲካን ተባዕ ናይ ተግባር ሓይልን ይናበቡ ይተሓባበሩ
  • ፋሽሽትነት ገበን ‘ምበር ጀግንነት ኮይኑ ኣይፈልጥን
  • ዝተረደኦን ዝተወደኦን’ዩ

ኤረትርያ ጀበረት (ነጻንት) ባሕሮ ግርጋ 24/ክብላ/2020ዓም ፋርዕ እክባ ምርቛ ብሊን/ሆደር ሽፍሽፋ።

Details
Written by: Super User
Published: 24 May 2020
Hits: 1043

Bilen Eritireaኤረትሪ-ቊር፣ ሰኾረን አመታት ሓርብዲ እንሺኽዲር ደንቢ 24/ክብሊሪ/1991ዓም ጂብናር (መግዛእቲ) ኢትዮቢኲሲ ሳዓርነሪ ግርጋ ኣኽረዉድ፣ እና ግርጋ 24/ ክብላ/2020ዓም ለጘርጝንዲ ሰሳ አመታት ደንቢ ጀበረቲት ባሕርድኑ፣ ኦ ናዉክ!! ይናከዉታት ተኸትልር ሺራኹልኽር ህንብደናኽር ዋዲክ ፈርሕድነት፣ ፈርሕነት ይነኩን።

Read more: ኤረትርያ ጀበረት (ነጻንት) ባሕሮ ግርጋ 24/ክብላ/2020ዓም ፋርዕ እክባ ምርቛ ብሊን/ሆደር ሽፍሽፋ።

تهنئة القوى السياسية الإرترية بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا ዮሃና! መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ

Details
Written by: Super User
Published: 24 May 2020
Hits: 1005

Four OrganisATIONS

ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ ሓባራዊ ሃገራዊ ዕዮ ንምስልሳል ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉሉ መስርሕ ዘተን ልዝብን መበል 29 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዮሃና! እንቋዕ ናብ ዝኽሪ ናጽነት ኣብጽሓና ንብል።

Read more: تهنئة القوى السياسية الإرترية بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا ዮሃና! መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ...

Eritrean Appeal to the 44th Session of The UN Human Rights Council, Geneva

Details
Written by: Super User
Published: 22 May 2020
Hits: 1010

To: Honorable Delegations of 47 Member States,

UN Human Rights Council,

44th Session, Palais des Nations, Geneva

Four OrganisATIONS

To: H.E. Ms. Michele Bachelet,

Office of High Commissioner for Human Rights (OHCHR)

Palais Wilson, Geneva

Subject: Extending the Mandate of the Special HR Rapporteur for Eritrea

Read more: Eritrean Appeal to the 44th Session of The UN Human Rights Council, Geneva

ብምኽንያት መበል 29 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡

Details
Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
Published: 22 May 2020
Hits: 1013

DFfEUˆ24 ግንቦት ዓመት-ዓመት እነብዕላ ናይ ናጽነት መዓልቲ እያ፡፡ እዚ ዝኽሪ ናጽነታዊ መዓልቲ’ዚ ህዝብታት ኤርትራ
ምእንቲ ናጽነቶምን ሓርነቶምን ክብሉ ንከባቢ ሓደ ክፍለ-ዘመን ዝኣክል ኣንጻር ተኸታተልቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ
ዝገበርዎ ተጋድሎን ዝኸፈልዎ ሰፍ ዘይብል ምስዋእትን ብ1991 ነጻን ልኡላዊትን ሃገር ብምርግጋጾም እትብዕል
ዘላ ታሪኻዊት መዓልቲ እያ፡፡

Read more: ብምኽንያት መበል 29 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ዝወጸ፡ ውድባዊ መግለጺ፡

ህዝቢ ተግዲዱ‘ምበር ፈቲዩ ኣይፈናቐልን ኣይስደድን፡

Details
Written by: Super User
Published: 22 May 2020
Hits: 957

DFfEUˆምፍንቓልን ስደትን ህዝቢ፡ ሓደ ካብ’ቲ ዝኸፍአን ዝመረረን መግለጺ ሕሰማት’ዩ። ኮይኑ ግን ስደት ሎሚ
ኣብ’ዚ መዋእል’ዚ ብኤርትራውያን ኣይተ መረን። ካብ ቅድሚ ነዊሕ መዋእል ዝነበረ’ዩ። ንኣብነት ኣብ
መዋእልና ብዓለም ደረጃ ዓቢ ጽልዋን ተጽዕኖን ዝፈጥራ ዘለዋ ገለ ሃገራት ብስደትን ስደተኛታትን ዝተመስረታ
ምዃነን’ዩ ታሪኽ ዘረደኣና።

Read more: ህዝቢ ተግዲዱ‘ምበር ፈቲዩ ኣይፈናቐልን ኣይስደድን፡

እክካ-እክባ (COMMINITY) ልግዲ ዳበርነዲ ውረድ ዓቐንሳዂን? ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ /ሆደ/

Details
Written by: ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ
Published: 03 May 2020
Hits: 1027

Bilen Eritireaልግድ እክካ-እክባ ዒል ቛሕ ሰምድ ገበርሳዂ አኽላ። ሺራዂ ወክትዲ ደባነትዲ (ሰላምድ) ይማም ጣፍሕዲ ፋሃም እክካ-እክባዲ ጀረባዂ ግን። መሱን ጃቢተዉል ደዉ ይሮ ወክትዲ ፈረገዉሲ ባርዱ ትከየዉስኻ ዳበርድሩ ገበርሳዂ ዳበርና (civilisation) ግን።

Read more: እክካ-እክባ (COMMINITY) ልግዲ ዳበርነዲ ውረድ ዓቐንሳዂን? ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊናዂ /ሆደ/

መልእክቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ሮሞዳን ! رسالة المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي بمناسبة قدوم شهر رمضان الكريم

Details
Written by: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባዲለ
Published: 03 May 2020
Hits: 1002

 ENCDCኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባዲለ) ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ወርሒ ሮሞዳን ንመላእ ህዝብና ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ኣብ ኤርትራን ኣብ ዓለምን ከኣ ብፍላይ፣ ርሑስ ጾም ክገብረልና ልባዊ ምንዮትና ብምግላጽ፣ ቂምታን ጽልእን በኒኑ፣ ሰላምን ፍቕርን ሕውነትን ምትሕልላይን ሰፊኑ፣ ኣብ ሃገር ይኹን ኣብ ስደት ንዝነብር ህዝብና ከምኡ’ውን ንኹሉ ፍጡር ካብዚ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ተላባዒ ቫይረስ ክሮና (ኮቪድ 19) ልዑል ፈጣሪ ክሕልወናን ኢዱ ከንብረልናን ብልቢ ንጽሊ።

Read more: መልእክቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ሮሞዳን ! رسالة المجلس الوطني الإرتري للتغيير...

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ

Details
Written by: ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ
Published: 03 May 2020
Hits: 974

ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ ዘካይድዎ ዘለዉ ቀጻሊ ናይ ተወሃሂድካ ምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ብዕምቝት እናተራዳድኡ ይኸዱ ምህላዎም ክንሕብር ደስ ይብለና። ብዛዕባ ንዓለምና ለቢዱ ዘሎ ሕማም ኣመልኪትና ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺእና ምንባርና ዝዝከር እዩ።

Read more: ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ

  1. ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ንህዝብና ዝግበር ሓገዛት ዝምልከት መግለጺ
  2. ምጥርናፍ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ኣብ ጀርመን ሓባራዊ መግለጺ
  3. ርሑስ በዓል ፋሲካን ትንሳኤ ክኾነልና ትምኒትና ወሰን የብሉን
  4. ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና !! تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد

Page 5 of 9

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
Designed by atict.com