- ደድሕሪ ህዝቢ ዝኸይድ ውድብ፡ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይኮነን
- Democratic Federalism its advantages and disadvantages
- ውሳኔ ሃገራዊ ባይቶ ኖርወይ 19 መጋቢት 2024፡ ውጽኢት ውሁድ ሕጋውን ዲፕሎማስያውን ወፍሪ’ዩ።
- ዕላምኡ ብምንጻር ዘይተወደበ ሓይሊ ተቓሊሱ ክዕወት ኣይክእልን እዩ፤
- ናይ መንግስቲ ህግደፍ ዝነደየ ፖለቲካዊ ዕላማ፡ ህዝብን ሃገርን የዕኑን ይብትንን‘ምበር ኣየድሕንን፡
- Arrangement of transitional government after the removal of dictatorship in Eritrea
- ሃገራውን ህዝባውን ልዑላውነትና ዝግህስ ዘሎ፡ ዘቤታዊ ጨቋኒ መንግስቲ ህግደፍ እዩ
- ድፍረትን ዓቐናዊ ለውጥን ጽቡቕ ይምዕብል ኣሎ፡ ፖለቲካዊ ብስለትን ዓይነታዊ ለውጥን ግን ኣይግድን።
- ብምኽንያት 8 መጋቢት ዓለም ለኻዊ በዓል ደቂ ኣንስትዮ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ፡-
- نص كلمة رئيس المكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإرتري في حفل افتتاح المؤتمر السابع لحزب الوطن الديمقراطي الإرتري
- ተላፊንካ ንምስራሕ ክቐርብ ዘለዎ መዐቀኒ ኣብ ሃገራዊ ልኡላውነት ዝኣምን ዘይኮነ፡ ኣብ ህዝባዊ ልኡላውነት ዝኣምን ክኸውን ይግባእ።
- ደረጃ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ዓቕሚ ዘማላኽቱ ሰለስተ እዋናዊ ኣሉታዊ ተርእዮታት፡
- The difference between federation and confederation
- ብሽፋን ነጻ ሓሳብ ነጻ ሜድያ ንክልተ ደምበ ከተገልግል ምፍታን ብህዝቢ ምልጋጽ’ዩ።
- ኣብ መበል ዓሰርተ ሓደ ዓመት ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ ሰራዊት ኤርትራ ኣንጻር ጨቋኒ ምልካዊ ስርዓት ክለዓል ንጽውዕ !!
- State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
- ኣብ ህላወ ኢሳያስ ዝህሉ ምስ ምውጋድ ኢሳያስ ዝቕህም ኣምልኾ
- ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2024 ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- ንዘይ ሕጋዊ ስርዓት ዝተሰከመ፡ ዘይሕጋዊ ምንጪ ገንዘባዊ ኣታዊ ይቃላዕ፡ ይቋረጽ!
- ኤርትራ መሬታ፡ ባሕራን ሰማያን ልኡላውነት ናይ ህዝብታት ኤርትራ’ምበር፡ ናይ በሓቲ መንግስቲ ህግደፍ ኣይኮነን፤
- Details
- Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
- Hits: 1011
ብቐዳምነት ንህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ነቲ ብሰንኪ መዕነዊ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሃገሩ ክነብር ዘይከኣለ ኤርትራዊ ስደተኛ እናተቐበለ ክሳብ ሕጂ ብሰላም ክነብርን፡ ኣብ ላዕለዎት ኣብያተ-ትምህርቲ ክመሃርን ክገብሮ ዝጸንሐ ምድግጋፍ ልዑል ምስጋናና ነቕርበሉ፡፡
Read more: ንኣህጉራዊ ውዑላት መሰል ስደተኛታት ዝዳፋእ ኣካይዳ፡ ቅቡል ክኸውን ኣይግባእን፤
- Details
- Written by: ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ /
- Hits: 1103
8 መጋቢት ብዓለም ደረጃ ዓመት ዓመት እትኽበር ናይ ቃልስን መኸተን ታሪኻዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ እያ፡፡ ከምኡ ስለ ዝኾነ ካኣ’ዩ ሎሚ-ዘመን’ውን ንመበል 109 ግዚኣ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ናይ ዓለም ተዘኪራ ብድምቀት ትባዓል ዘላ፡፡
Read more: ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ዓለም-ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
- Details
- Written by: ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
- Hits: 1005
ሓደ ካብ’ቶም ታሪኻውያን መራሕቲ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝኾነ ኣቶ ስየ ኣብርሃ፣ ብዛዕባ ቃለ መሕትት ወልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝምልከት ዝሃቦ ግብረ መልሲ ቃለ መሕትት ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተኸታትሎምዎ ይኹኑ’ዮም። ብርግጽ በበይኑ ትዕዝብቲታትን መርገጻትን ኣንብሮምሉ’ውን ይኹኑ’ዮም።
- Details
- Written by: ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ
- Hits: 1208
Date: 29/11/2019
أصدرت وزارة إعلام النظام الإرتري تصريحًا تتهم فيه دولة قطر الشقيقة بإيواء المعارضة الإرترية وتعبئة عناصرها للقيام بأعمال إرهابية ضد النظام الإرتري.
- Details
- Written by: ፈሪዕ ሙርቛ ብሊኑኽ ኤርትራ/ሆደ
- Hits: 1346
መሽወሪ 30 ዲትል በስክዲረት ትሕሳስሪ 01 ትል ዖነት 1970 ትል ብሊነ ወረቢል ራሕመት እንገት፣ ኢትዮጵያ ክራው (ጦር-ሰራዊት) ሃይለስላሴር ንግስነት ዳለትሊ ‘’ከውታትሲ ጨነትድኖ ብራ ኤሪትሪዂሲ ለዉኖ’’ ያዂ በዳን ጀመረድ እከክ ሰላምድ ሓደሮ ህንበውሲ ጥይድረዲ ለኸዲሲ ለጛ ኳሪል 800 ከውታት ኤወይሲ ኩናኹ ኤርትር ህጃም(ታሪኽ) ግን።
- Details
- Written by: ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ-ኤርትራ፣
- Hits: 1367
ጀዊራ እክባ ፋሪዕ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ
ሽካ ኣመራ 11.11.2009-11-11.2019 ተከልስረትል
እዳናኹ ሙርቛ ብሊናዂ ኮልኽር ዲያስፖሪልኽር መንደርትደናኽር፣ ይን ሓለኖ ሰገርናኹስና ኣከገግር፣ ውራ ህብደናኹን፣ ይኖ ደባነቱ ወንቐረስ ጃብስነኩንኩም።
ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ-ኤርትራ፣ ሆደ ያዂ ጀመረድ ኤርእስረሪ፣ ብሊን ና ናይ መታን ፍንሕንሕ ይድኖ ሓለንዶ ከርተፍ የረሪ ኤርበዲ ኤመረዲ 11.11.2009-11-11.2019
Read more: ጀዊራ እክባ ፋሪዕ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ ሽካ ኣመራ 11.11.2009-11-11.2019 ተከልስረትል
- Details
- Written by: Chairman of The Executive office of ENCDC
- Hits: 1626
Date: 24/06/2019
Ref. No. ENCDC.EO.19/012
ENCDC Message of Condolences to the People and the Government of Ethiopia
His Excellency Dr. Abiy Ahmed
The Ethiopian Prime Minister
Read more: ENCDC Message of Condolences to the People and the Government of Ethiopia
- Details
- Written by: ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
- Hits: 1711
ዓስቢ ስውኣትና ብሓርነት ህብዝታት ኤርትራ ጥራሕ’ዩ ዝድበስ፡
ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣዊ ክብርሮምን መሰሎምን ክብሉ ኣንጻር ተኸታተልቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ንከባቢ ሓደ ክ/ዘመን ዝኣክል እምቢ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኢሎም ከም ዝተቓለሱ ምሉእ ዓለም ዝምስክሮ