democrasia.org

  • ደሞክራሲያ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚ
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽቲ
  • መግለጽታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበብ Web links
    • ራድዮታት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
  • National  Dialogue for building democracy in Eritrea
  • ግሉጽን ደሞክራስያውን ፖለቲካዊ ገምጋም፡ ፍቱን መድሓኒት ንፖለቲካዊ ሕማም፡
  • ብኣምዑት ዝብኢ ዝተቓነየት መሰንቆን፡ ባህሪ ስርዓት ህግደፍን ሓደ እዩ፡
  • መምዘኒ ብቑዕ ፖለቲካዊ መሪሕነት  ተካኢ ዓቕሚ ሰብ ኣፍሪዩ’ዶ ኣየፍረየን ክኸውን ይግባእ።
  • “ዝኣዘዝናዮ ዝሰርሕ ህዝቢ ኣይንፈጥርን”
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Characteristics of Chauvinism መለልይታት ጸብለልትነት
  • Democratic Federalism its advantages and disadvantages
  • ደምዳሚ መግለጺ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)
  • ኣፍሪቃ፡ ሓንቲ ሃገር ወይስ ሓንቲ ኣህጉር?
  • ንእንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ዓወት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕፍር መርድእ ሞት ስርዓተ ትምህርቲ፡-
  • Experience of Eritrean National Unity and modes of transition to democracy in Eritrea?
  • ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ።
  • State and Constitution building in Eritrea Minority Rights in state building
  • ህግደፍ ክሳብ ዝውገድ ብፍሉይ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብም ኣይትዛረቡ፡ ብዝተሓተ ሓባራዊ መቖሚያታት ጥራሕ ተቐየዱ፡ ማለት ብተግባር ዘስርሕ ሜላ ኣይኮነን።
  • Mass exodus of Tigrayan, Eritrean youth gives rise to entrenched human trafficking network
  • ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ኣረኣእያ ብንቅሓት ዝውነን ፖለቲካዊ ሓሳብ ‘ምበር፡ ብልግሲ ዝወሃብ ወይ ድማ ብምጽወታ ትቕበሎ  ግኡዝ ነገር ኣይኮነን።
  • ኣብ ህልዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡
  • ፖለቲካዊ ጽላላት ብምቐያር ጥራሕ፡ ልፍንታዊ ግንባራት ክዕወቱ ኣይክእሉን‘ዮም፤
  • ኣብ ልዕሊ ሓባራዊ ጸላኢ ዝተነጸረ መርገጺ ከይሓዝካ ምቅላስ፡ ነጻነት፡ ሰላምን ደሞክራስን ልምዓትን ምርግጋጽ ኣይካኣልን፡

ኣቲ ኤረይ መለይ ንኤርትራዊ መንእሰይ በልዮ ንስኻ ዋሕሰይ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 19 June 2020
Hits: 1245

ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ኣብራሃም ተኽለ

ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ወዲ ዓሊ ሕጃይ

ምውሳን ተሳኢኑ ንጃንዳ ህግደፍ ንምእላይ

ግዜና ኣሕሊፍናዮ ን29 ዓመት ብዘረባ ጥራይ

ኤርትራዊያን ክሳብ መዓስ ክንጸንት ብውሳይ

ብትብዓት ንመክት ከም ኢንጂንየር ተስፋይ‘‘

Read more: ኣቲ ኤረይ መለይ ንኤርትራዊ መንእሰይ በልዮ ንስኻ ዋሕሰይ

ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ኣብራሃም ተኽለ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 06 June 2020
Hits: 1324

ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ኣብራሃም ተኽለ

ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ወዲ ዓሊ ሕጃይ

ምውሳን ተሳኢኑ ንጃንዳ ህግደፍ ንምእላይ

Read more: ሰኣን ሐሙሽተ ጀጋኑ ከም ኣብራሃም ተኽለ

ደቂ ኤረይ ተቐርቂርና እንበር

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 22 May 2020
Hits: 1311

(ደቂ ኤረይ ተቐርቂርና እንበር)

ብኢሰያስ ዝመራሒኦ ጭፍራ

ገለ ብደም ዝጠልቀዩ ደቀባት ኤትራ

ገለ ዕባይ ኤርትራ ተጋሩ ኣምሐራ

Read more: ደቂ ኤረይ ተቐርቂርና እንበር

ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ ኣትማህለል

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 03 May 2020
Hits: 1313

ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ ኣትማህለል

ልምዲ ዶ ኮይኑና ወይስ ኣመል

ደድሕሪ ሰብ ዕልማ ንብል ኮለል‘‘

Read more: ኣብ ዘይሰምዓካ ደብሪ ኣትማህለል

ወሰን ወሰን ገዲፍና ንሳነ ኣይዕወትን እዩ ዘይወሰነ‘

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 14 April 2020
Hits: 1399

ወሰን ወሰን ገዲፍና ንሳነ

ኣይዕወትን እዩ ዘይወሰነ‘‘

ዘተ ግሉጽነት ዝጎደሎ

ዘተ ተንኮል ዝዓብለሎ

ንግብሪ ኣልቦ ዶ ዘተ ትብሎ‘‘

Read more: ወሰን ወሰን ገዲፍና ንሳነ ኣይዕወትን እዩ ዘይወሰነ‘

ወርሒ መጋቢት 64 ቶጎሩባ ሐበን

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 11 April 2020
Hits: 1336

ወርሒ መጋቢት 64 ቶጎሩባ ሐበን

ንጅግንነትኩም ኣይንርስዖን ኣበደን

ንቃለስ ኣለና ታሪኾም ከይድፈን‘‘

Read more: ወርሒ መጋቢት 64 ቶጎሩባ ሐበን

ቅድሚ ኤርትራዊ ሃገርነት፡ ሰብኣውነት፡-

Details
Written by: ዛራ ማና
Published: 11 April 2020
Hits: 1286

ሰብ ብምዃና ሓደ ኢና

ኤርትራውያን ብምዃና’ውን ሓደ ኢና

ከም ሰብን ከም ኤርትራውን እንተሓሲብና

ሰብኣውነትን ዜግነትን’ዩ ዝኣስረና።

Read more: ቅድሚ ኤርትራዊ ሃገርነት፡ ሰብኣውነት፡-

ብቅልጽም ህዝብና‘ህግደፍ ክጓሐፍ

Details
Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 24 December 2019
Hits: 1586

ውዲተኛታት ብእዋኑ ክእለዩ

ህዝብና ጸላእቱ እንተ ዘየለልዩ

ቅሳነትን ራህዋን ኣይክርከብንዩ‘‘

Read more: ብቅልጽም ህዝብና‘ህግደፍ ክጓሐፍ

  1. ግደፉ ደም ኣይትወለፉ እዚኦም ከለዉ ኩርኳሕ ሽግርና ኣበይ ክይፍትሕ ኣይበዝሔን ዶ ምፍርራሕ‘‘
  2. ንሰላማዊ ሰልፊ ኦስሎ ብግጥሚ ደገፈይ ክገልጽ ብልሳን ህዝቢ ክነድምጽ መንዩ ንመሰልና ዝረግጽ‘‘
  3. ካብ ምንጪታት ቶጎሩባ ተበጊሰ ንህዝቢ ኣብ ዓዲ እንዳ ኣባሳበሰ ንሰብኣዊ መሰል ንሐርነት ዝጠሐሰ ቅሳነት የለን ህግደፍ ከይተደምሰሰ‘‘ ብኡኩይ ንጥፍኣት ዝተደጎለ ሐዊ ንደቀባት ኣጽኒቱ ንጓኖት መጣዊ ዳህላክ ኣፍ ኣውጺእኪ እባ ተዛረቢ ኣብ ዓዲ ኣበይቶ የእዊ ኣሎ ህዝቢ‘‘ ብኣውያት ኣይትግበርን መሰላት ኣቱም ኤርትራዊያን ደቀባት የድሊሎ ኣብ ባይታ ምምካት‘‘ ንሕጊ ኣልቦ ጉጅለ ወዲኒ ንጭፍራ ህ
  4. መንዩ ደመኛና ደቂ ኤረ መንዩ ቆፎ ንህቢ ዝሰበረ

Page 4 of 8

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
Designed by atict.com