ቃል ሓዘን!!
ዓባይ ሃገራዊት ኣደ ወ/ሮ እክብት ግቡጣን ድሕሪ ነዊሕ ሕማም ብሰሉስ 25/03/2020 ኣብ ከተማ እሉም ሃገረ ጀርመን ብሞት ካባና ተፈሊየን፣ ሎሚ ዕለት 30/03/2020 ከኣ ሓመድ ኣዳም ለቢሰን።
መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት
መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት ሰክረተር‘‘ካብ ናይ ሐዘንኩም ተኻፈልቲ ኣባላት ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ብዕረፍቲ ብጻይና ኣሕመድ መሪር ሐዘን እንዳ ተሰማዓና‘‘ንስውእ ኣሕመድ;;ረብና ኣብ ጀና ይቀበሎ ኣምላኽና‘‘ንስድራ ቤቱን ፈተውትን መቃልስቱን ድማ ጽንዓት ይሃበና ንብል።
Read more: መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተቓላሳይ ኣሕመድ ሐዞት
ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ዓቢ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኢብራሂም (ስክረተር)
ዓቢ ሃገራዊ ተጋዳላይን ካብ’ቶም ታሪኻውያን መራሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝኾነ ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ ኢብራሂም ሓዞት (ኣሕመድ ስክረተር)፣ ድሕሪ ናይ ሓጺር ግዜ ሕማም ብሰንበት ዕለት 29/03/2020 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ሽወደን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና።
ቃል ሓዘን ብዕርፍቲ ሓርበኛ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ (ወደል መላኢካ)
ገዲም ተጋዳላይ ሓርበኛ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ (ወደል መላኢካ) ብሓሙስ ዕለት 26.03.2020፡ ኣብ ከተማ ፖርትሱዳን ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና።
كلمة عزاء ومواساة ቃል መሪር ሓዘን
Date: 03/07/2019
ቃል መሪር ሓዘን
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ዕርፍቲ ክብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ዓሻ ዑስማን ኢድሪስ፣ በዓልቲ ቤት ጅግና ፈላሚ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብና ስዉእ ሓምድ